ደም ሃብ ሂወት ሃብ ብዝብል ቴማ ኣባላት ናይቲ ኣብ ከተማ ኦሮብሮ ዝርከብ ኤርትራዊ ሲቪካዊ ማሕበር ተራሑም ብዕለት...
ሕግን ሕብረተሰብን
ገለ ካብ ናይ ሎሚ ኣርእስታት ዜና፡ 1. መንግስቲ ሽወደን ሓድሽ ናይ ምንቅስቕሳትን ምእካብን ዝምልከት መምርሕን ምኽርን ኣዉጺኡ።...
ዝያዳ መርመራ ቡዙሕ ወጻእታትን ዝያዳ ስራሕ ከም ዘድሊ እካ እንተኮነ። ክኢላ ለበዳ ሕማም ኣንደርስ ቴግኔል ሓቢሩ’ሎ። ኣብ...
ህዝባዊ ኣገልግሎት ጥዕና ሽወደን ተወሳኺ መርመራታት ክሮና ቫይረስ ንኸካይድ ብመንግስቲ ሓላፍነት ከወሃቦ ምዃኑ መራሒ ዓቃባዊ ሰልፊ፡ ኦልፍ...
ኤጀንሲ ህዝባዊ ጥዕና መንግስቲ ሃገራዊ ስትራቴጂ መርመራ ኮሮና ከዳሉ ከም ዝግባእ ትማሊ ብሰሉስ ሓቢሩ’ሎ።፡ እዚ ዝኸውን ዘሎ...
ብ ሰኑይ ቀዳማይ ሚኒስተር ሽወደን ኣብ ኣኼባ መንግስቲ ዘመሓላለፎ ውሳነ፡ ናብ ኩሎም ኣብ ሃገርና ዝርከቡ መናበይ ዓበይቲ...
ኣብ ስቶክሆሎም ዝርከብ ሆስፒታል Sodersjukhuset ዝሰርሑ ሰለስተ ሓካይምን ክልተ ተሓጋገዝቲ ሓኪምን ኣብ ትሕቲ ኣሃዱ ጽዑቕ ሕክምናዊ ምክትታል’ቲ...
ሓደስቲ ንክለሰ ሓሳባዊ መርመራ ምዝዋር መኪና ዓይነታት A፡ B፡ BE፡ AM ን ተሳሓብቲ መካይንን ዝቐርቡ ሰባት ካብ...
መንግስቲ ሽወደን ኣቐዲሙ ንብዝሒ ህዝባዊ ምትእኽኻባት ኣመልኪቱ ልዕሊ 50 ሰባት ንኸይእከቡ ዝኽልክል መምርሒ ኣመሓላሊፉ ከምዝነበረ ይፍለጥ። ፖሊስ...
ገለ ካብ ናይ ሎሚ ኣርእስታት ዜና፡ 1. ኣብ ሽወደን ግዚያዉያን ሰራሕተኛታት ብብዝሒ ስራሕ ይረኽቡ ከምዘሎዉ ተፈሊጡ። 2....