ሰበ ስልጣን ሽወደን ነቲ ካብ ቻይና ተገዚኡ ኣብ ዝቕጽል ሰሙን ናብ ሽወደን ክኣቱ ተዳልዩ ዝነበረ ብሚልዮናት ዝቑጸር...
ሕግን ሕብረተሰብን
ሓይልታት ምክልኻል ሽወደን ኣብ ዝቕጽል ክረምቲ ን15 ሽሕ ንግዴታዊ ወተሃደራዊ ኣገልግሎት ዝምልከቶም መንእሰያት ቃለ-መሕተት ንኽገብሩ ጸዊዑ። ካብዚኣቶም...
SAS ብዘይካ ኣርባዕተ ካልኦት ኲሎም ናይ ውሽጢ ሃገር በረራታት ክስርዝ ይውስን።፡ መንገዲ ኣየር SAS ካብ መዕርፍፎ ነፍርቲ...
ንጉስ ሽወደን፡ ኣባሓጎታቶም ዝስእኑ ዘለዉ ቆልዑ የተሓሳስቡኒ ብምባል ሓዘኑ ኣብ ዝገለጸሉ፣ ቫይረስ ኮሮናን ንሽወደንን መላእ ዓለምን ኣጨኒቑ...
ኣብ ከተማ ስቶክሆልም ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ጫፍ ከምዝበጽሐን ብዝያድ ድማ ኣብ ዝቕጽል ክልተ መዓልታት ከፍልጥ ምዃኑን ምልክታት...
ፖሊስ ሽወደን ነቶም ሕቶ ዑቕበኦም ዝተንጽገ እሞ ንግዴታዊ ምስጓግ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ዝጸንሑ ስደተኛታት ብሰንኪ ቫይረስ ኮሮና...
ብዓሌት ካብ ትጎጃጅሊ ንግዳያት ደግፊ ምስ ግዳያት ቫይረስ ክሮና ዝኾኑ ክፋላተ ሕብረተ ሰብ ደው ብምባል ሓገዝናን ደገፍናን...
ኣብ ናይ ሎሚ ዜና መጽሔት መደብ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኣባላት ምድላዉ ፈነወና ንፈነወ ዝበቅዕ ዘዳለዉዎ ሓበሬታ ኮይኑ፣...
ጋዜጣ ዳገን ንሄተር DN ከም ዝጸብጸበቶ እንተኾይኑ ዋጋ ናውቲ ጽሬትን ሕክምናን ብናህሪ ወሰኽ ዋጋ ኣርእዩ’ሎ። እዞም ናውቲ...
ሚኒስተር ውሽጣዊ ጒዳያት፥ ሕጂ ቀዳምነታትና ህዝቢ ምድሓን እዩ፥ ድሕሪኡ ምድሓን ቊጠባ ብምግባር ይሰርሓሉ ከምዘሎ ገሊጹ። ሚኒስተረ ውሽጣዊ...