ካብ ሽወደን ንሃገሮም ንኽባረሩ ዝተወሰነሎም ኣብ ፍሌን (Flen) ዝተባህለ ቦታ ዝርከቡ 16 ስደተኛታት ሎሚ ናይ መግቢ ምሕራም...
ሕግን ሕብረተሰብን
በዓልመዚ ሕዝባዊ ጥዕና ብመስረት ኣብዚ እዋን ዝርኤ ዘሎ ዝርግሔ ለበዳን ብዝሒ ሞት ግዳያት ኮቪድ-19 ካብ ግዜ ናብ...
ብመሰረት ኣብ ዘካየዶ ዳህሳስ ሞራል መንግስቲን በዓልመዚ ህዝባዊ ጥዕናን ሰማይ ከም ዝዓረገ ጋዜጣ ኣፍቶንብላዴት ጠቒሳ። ኣብ ወርሓ...
ብዛዕባ ቫይረስ ኮሮና ዘሎ መጠንቀቕታ ዕሽሽ ብምባል ሰባት ኣብ ማእከላይ ስቶክሆልም ይንቀሳቐሱ ምህላዎም ከም ዘጒሃዮ ክኢላ ተላባዕቲ...
መደብ ኣልኮምፒስ ክፍሊ ትግርኛ ርሑስ ኣውደኣመት ብምባል እዚ ፍሉይ መደብ ነቅርበልኩም።
ሓለቓ መማህራን ናይታ ንምእጋድ እስላማዊ ሕጃብ ዝተቓወመት፡ ኣብ ደቡብ ሽወደን እትርከብ ምምሕዳር ስኩሩፕ (Skurup) እትርከብ ቤት ትምህርቲ፡...
መንግስቲ ንሽወደን ነቲ ካብ ኤዉሮጳ ወጻኢ ናብ ሽወደን ንምእታዉ ዝጸንሐ ግዚያዊ እገዳ ብምንዋሕ ን30 ተወሳኺ ማዓልታት ክጸንሕ...
ኣብ ስኮና ዝርከብ ኩባንያ ህዝባዊ መጓዓዝያ (Skaneterafiken) ንድሕነት መራሕቲ ኣውቶቡሳቱ ኣብ ቅድሚት ብምስራዕ ንቀዳማይ ማዕጾ ናይተን ኣውቶቡሳት...
ኣብ እንዳ መናበይ ዓበይቲ ዝሰርሑ ኣባላት ጸረ ቫይረስ ኮሮና እኹል ዝኾነ ናውቲ መከላኸሊ እንተዘይተቐሪብሎም ካብ ስራሕ ደው...
ቢሊ ሬሎፍ ኣስፒላጋ ዝተባህለ ዕሉል ሰራቒ ንላዕለዋይ ጠበቓ ሄንሪክ ኦልሶን ተኲሱ ክቀትሎ ብፍታኑ ዝተፈላለያ ማዕከና ዜና ሓቢረን።...