ብዙሓት ኣብ ካልኣይ ደረጃ ቤትትምህርቲ ዝሳተፉ ተመሃሮ ነዚ ናይ ርሕቀት ትምህርቲ ኣይፈተዉዎን፡ክብል ኣብቲ ግምገማ ናይ ሽወደን ናይ...
ሕግን ሕብረተሰብን
ኣብ ምምሕዳር ሊድሾፒን ዝነብሩ ወለዲ፡ ደቆም ናብ ቤት ትምህርቲ ምስ ዘይልእኩ ካሕሳ ክኸፍሉ ምዃኖም ተሓቢርዎም ክብል TT...
ሰልፊ ሰንተር፡ ኣረጋውያን ከመይ ገይሮም ኮሮና ከይለኸፎምም ምስ ቤተሰቦምን ብጾቶምንኪራኸቡ ከም ዚኽእሉ መምርሒ ኪህብ ነቲ ወኪል ህዝባዊ...
ብመሰረት ተሌቪዥን ሽወደን ብምኽንያት ለበዳ ኮሮና ልዕሊ ፍርቂ ኣብያተ ትምህርቲ መባእታ ብኲራት እኳ እንተርኣያ ድሕሪ ፋስጋ ግና...
ዋና ኣማኻሪ ሕማማት ለበዳ ኣንደርስ ቲግኔል ኣብ ኣባይቲ ሽማግለታት ዝኽሰት ምልባዕ ለበዳ ብምግታእ ዝወሰደቶ ስጒምቲ ከም ኣብነት...
ብመሰረት ሓበሬታ ክፍሊ ሜትሮሎጂ ሽወደን ካብ ኣርክቲክ ዝመጽእ ዛሕሊ 15 ሰንቲሚተር በረድ ክፈጥር ይኽእል እዩ ተባሂሉ። እዚ...
ኤጀንሲ ኢሚግሬሽን ሽወደን ካብ ወርሓ መጋቢት ንደሓር ብሰንኪ ለበዳ ኮሮና ቊጽሪ ሓተትቲ ዕቚባ ኣመና ምጒዳሉን በዚ ድማ...
ኩባንያ ዛንድሴል (Zandcell)፡ ንባዕላዊ ወይ ብገዛእ ነብስኻ ዝግበር መመርመሪ ኮሮና ኣመልኪታ ምውዕዋዕን መሸጣን ንኸይተካይድ ብበዓል መዚ መድሃኒት...
ኣብ ዉሽጢ ክልተ ወርሒ ኣስታት 70 000 ዜጋታ ካብ ስራሕ ብምባሎም መጠን ቁጽሪ ሽቅለት ኣልቦነት ይውስኽ። ጸብጻባት...
ዝኾነ ዓይነት ምልክታት ሕማም ዘየርኣዩ 6% ካብ ኣባላት ሓለዋ ጥዕና ሆስፒታል ካሮለኒስካ ብኮሮና ቫይረስ ተለኺፎም ከምዝተረኽቡ ሓዲሽ...