ወጻኢ ጉዳያት ሽወደን ነቲ ኣንቢርዎ ዝጸንሐ ቀይዲ መገሻታት ብምፍኳስ ካብ ዕለት 30/06/2020 ጀሚሩ ናብ 10 ኤውሮፓውያን ሃገራት...
ሕግን ሕብረተሰብን
ትማሊ ምሸት ከባቢ ሰዓት 11 ድ.ቐ. ኣብ ኡፕሳላ ኣብ ዝርከብ ክፍሊ-ገዛ ናይ ነትጒ ድምጺ ተሰሚዑ። ኣባላት ፖሊስ...
ድሕሪ ነዊሕ ዓመታት ናይ ፖለቲካዊ ክትዕ፡ ኣብ ከተማ ካርሊስታድ ኣብ ሮድ ዝተባህለ ከባቢ ሓንቲ መስጊድ ንኽትህነጽ ከምተፈቕደ...
መንገዲ ኣየር ኖርወጅያን ካብ ዕለት 01/07/2020 ጀሚራ ካብን ናብን ሽወደን ዝነበረ ናይ በረራ ጉዕዞታት ክትጅምሮ ምዃና ሓቢራ።...
ኣብ ሽወደን፡ ብዝሒ ናይቶም ስራሕ ኣልቦ ዝኾኑ ሰባት ኣብ ወርሒ ግንቦት ክሳብ 497 ሽሕ ብምብጽሑ ንመጠን ሽቕለት...
ማዕከን መድሕን ሽቕለት ኣልቦነት ኣብ ኣታዊ እምበር ኣብ ሰዓታት ስራሕ ክምርኰስ የብሉን ክትብል መርማሪት ማርያ ሄሚንግሶን ናብ...
ኣብ ምምሕዳር ኖርቦተን (Norrbotten) እትርከብ ምምሕዳር ከተማ ያሊቫራ (Gällivare) ቅልጡፍን ሓደገኛን ዝኾነ ዝርገሐ ለበዳ ኮሮና ከምዘጋጠማን ናይ...
ኣብ ሽወደን ከምቲ ናይ 2018 ዝመስል ነቕጺ ዘለዎ ኩነታት ይረአ ምህላዉ ተገሊጹ። ነዚ ጉዳይ ብዝምልከት ካብ ኩባንያ...
ቅልውላው ለበዳ ኮሮና ኣብ ልዕሊ ዕዳጋታት ሽቕለት ዓቢ ዝኾነ ኣሉታዊ ጽልዋ ከስዕበሉ ከምዝኽእል ተሓቢሩ። ኣብ ፋብሪካታት ዝሰርሑ...
ብኮርቲዞን “ዲክሳሚታሶን” ዝፍለጥ ጸረ ነኽሲ መድሃኒት፡ ንመዐገሲ ሕማም ኣለርጅን መንሽሮን ብሰፊሕ ኣብ ጥቕሚ ክውዕል ዝጸንሐ ኮይኑ ኣብ...