ሃገረ ዴኒማርክ፡ ንሽወደናውያን ብዘገምታ ዶባታ ትኸፍተሎም ምህላዋ ተሓቢሩ። ካብ ትማሊ ሓሙስ ጀሚራ ድማ ንካብ ምምሕዳራት ሃላንድ፡ ቬርምላንድን...
ሕግን ሕብረተሰብን
ኣብ ናይ ሎሚ ዜና መጽሔት መደብ ብዛዕባ ጉዳይ ኢመግረሽንን እገዳ መገሻን ዘተኮረ እዩ ።
ኩባንያ ሞደርና፡ ኣብ ልዕሊ 45 ሰባት ዝገበሮ ናይ ኮቪድ-19 ናይ ክታበት ፈተነ ጹቡቕ ውጽኢት ከምዝተረኽቦ SVT ሓቢሩ።...
ቀዳማይ ሚኒስተር ስፔይን፡ ፔድሮ ሳንቼዝ፡ ናብ ስቶክሆልም ወግዓዊ ምብጻሕ ብምክያድ ንተሪር መርገጺ ሎቬን ኣብ ጉዳይ ኤውሮፓዊ ቁጠባዊ...
ካብ ማእከል ስታቲስቲክስ ሽወደን (SCB) ዝተረኽቡ ኣሃዛት ከም ዝሕብርዎ ሓደ ካብ ዓሰርተ ካብቶም ካብ ሽወደን ወጻኢ ዝተወልዱ...
ጸብጻባት ኣሃዱ ትምህርቲ ከምዝሕብሮ፡ ቅልውላው ኮሮና፡ ኣብ ልዕሊ ውጽኢት ተማሃሮ ካልኣይ ደረጃ ኣሉታዊ ጽልዋ ኣይነበሮን ክብል ከምዝገለጸ...
ኩባንያ ጆሊሩም፡ ንፍርያቱ ዝኾኑ “Moweo Lucas 2 in 1” ዝዓይነቶም ናይ ህጻናት ወንበርን “North 13.5 Maxi Jogger”...
ጠለባት ዓበይቲ መካይን ኣብ ሽወደን ካብ ትጽቢት ንላዕሊ ስለዝጸንሐ፡ መጠን ፍርያት ዓበይቲ መካይን ንምውሳኽ ኩባንያ ስካንያ መደብ...
ኣብ እዋን ቅልውላው ኮሮና፡ ዋጋታት ኣስቤዛ ብፍላይ ድማ ዋጋታት ፍረታት ወሲኹ ከምዝነበረ ይዝከር። ጸብጻባት ከም ዝሕብርዎ ግን...