ትማሊ ንግሆ፡ ኣብ ሰሜን ሽወደን ዝርከብ ኣብ ኦስተርሹንድ ዝተባህለ ከባቢ፡ ሓደጋ ባርዕ ብምኽሳቱ ከም ሳዕቤኑ ድማ ክልተ...
ሕግን ሕብረተሰብን
ሓንቲ ካብ ሓሙሽተ ደቂ ኣንስትዮ ንጎረባብታ ከምትፈርህ ሄም ኦክ ሂራ (Hem och Hyra) ዝበሃል ጋዜጣ ኣብ ጽሑፉ...
ክልተ ደቂ 16 ዓመት ኮተቴ፡ ዝሓለፈ ክረምቲ ኣብ ደቡብ ስኮና ኣብ ልዕሊ ጓል 12 ዓመት ብዝፈጸምዎ ሓባራዊ...
ኣብ እዋን ቅልውላው ኮሮና፡ ሽወደናውያን ካብ ዝሓለፈ እዋናት ብዝለዓለ ደረጃ ሸመተ ምክያዶም ኣሃዛዊ ጸብጻባት ቤት ጽሕፈት ቆጸራ...
ኣብ ዝቕጽል ሰሙን፡ ነበርቲ ስቶክሆልም፡ ናብ ኖርወይን ዴኒማርክን ክገሹ ክፍቀደሎም ተኽእሎታት ክህሉ ከምዝኽእል ኣማኻሪ ሽወደን ኣብ ጉዳያት...
ኣብ እስክሊስቱና እትነብር ጓል 40 ዓመት ሰበይቲ፡ ንውልቃዊ ሓገዝ ዝህቡ ትካላት ተባሂሉ ን10 ዓመታት ክኽፈለላ ዝጸንሐ፡ ኣስታት...
ትማሊ ምሸት ኣብ ከባቢ ሰዓት 5 ድ.ቐ. ኣብ ስኮግሁስ ሆዲንጌ፡ ደቡብ ስቶክሆልም፡ ዝርከብ ህንጻ ሓደጋ ነትጒ ኣጋጢሙ።...
ዓርሞሾሽ ኩባንያ ሊድል፡ ነቲ Chef Select & You ዝብል ናይ ንግዲ ምልክት ዝሓዘለ ፍርያት ፒዛ ምስ ሳልሳ፡...
ኣብ ኣውቶቡሳትን ባቡራትን ዝግበር ዝነበረ ምቁጽጻር ናይ ትኬት፡ ብሰንኪ ለበዳ ቫይረስ ኮሮና፡ ኣቋሪጹ ምጽንሑ ዝዝከር ኮይኑ፡ ካብ...