ካብ ዝቕጽል ዓመት ጀሚሩ፡ ግላዊ ደገፍ ዝህቡ ሰራሕተኛታት፡ ስሩዕ ክፍሊት ኣበሎም ብ3.5% ክውስኽ ምዃኑ ተሓቢሩ። እዚ ወሰኽ፡...
ሕግን ሕብረተሰብን
ካብ ሎሚ ዕለት 14/09/2020 ጀሚሩ፡ ናብ ዓዲ እንግሊዝ ዝግበር መገሻ፡ ፍቑድ ምዃኑ ሚኒስትሪ ወጻኢ ጉዳያት ሽወደን ከምዝሓበረ...
ሎሚ ንግሆ፡ ሰዓት 7:44፡ ካብ ኦረብሮ ውጽእ ኢልካ ዝርከብ፡ ላና ኣብ ዝበሃል ኣከባቢ፡ ሓደጋ ናይ ትምህርቲ ኣውቶቡስ...
ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ሽወደን ዝርከባ ኣሃዱታት ሓለዋ ጥዕና፡ ብጸቕጢ ናይቶም መርመራ ኮሮና ክገብሩ ዝደልዩ ብዝሒ ሰባት፡ ይሳቐያ...
ሕማም ኮቪድ-19 ናብ ሓደገኛ መድራኹ ከይበጽሐ ብኣግኡ ዝሕብሩ ምልክታት፡ ኣብ ደም ሕሙም ክረአዩ ከምዝኽእሉ ሓድሽ ሽወደናዊ መጽናዕቲ...
ዓለምና ናብ ሓደ ዘይተጸበየቶ ናይ ጥሜት ቅልውላው ተምርሕ ምህላዋን ብምኽንያት ኮሮና ዝኽሰት ጥሜት ካብቲ ለበዳ ዘኸሰቶ መጠን...
ኩባንያ ኢክያ፡ ንመጀመርያ ግዜ፡ ካልኣይ ኢድ ኣቕሑ ገዛ ዝሸይጥ ሓድሽ ጨንፈር ኣብ ምምሕዳር ኢስክሊስቱና ከምዝኸፈተ ሓቢሩ። ዕላማ...
ካብ ጽባሕ ዓርቢ ጀሚሮም፡ እቶም ካብ ሽወደናውያን ምምሕዳራት ኦረብሮን ዮምትላንድን ዝመጹ ገያሾ፡ ናይ 10 መዓልታት ውሸባ ክገብሩ...