ትሕቲ 15 ዓመት ዝዕድሚኦም ህጻናት ዝነብርሉ ኣባይቲ፡ ብፖሊስ፡ ንኽፍተሽን ኣብኡ ዝተረኽቡ ንብረት ንኽውረሱ ዘኽእል እማመ ብመንግስታዊ መርማሪት፡...
ሕግን ሕብረተሰብን
መሸጣ ናይ ኤለትሪክን ድቃልን (ብኤሌክትሪክን ብነዳድን ዝሰርሓ) ተሽከርከርቲ፡ ኣብ ወርሒ ጥቅምቲ፡ ክብረ ወሰን ምሓዙ ቢል ሽወደን ዘዳለዎ...
በዓል መዚ ህዝባዊ ጥዕና ሽወደን፡ ነቲ ብመድሃኒት ክታበት ኮሮና ክፍጠር ዝኽእል ጽልዋ ንምግምጋም፡ ናይ ነፍሲ ወከፍ ዝተኸትበ...
ፖሊስ ሽወደን፡ ብሓሙስ መዓልቲ፡ ኣብ ከተማ ኒስ ድሕሪ ዝተፈጸመ ግብረ ሽበራዊ መጥቃዕቲ፡ ኣብ ከባቢ ኤምባሲ ፈረንሳ ዝገብርዎ...
ኣማኑኤል ሳህለ ነቲ ኣብ ገማግም ባሕሪ ብሑጻ ዝመልአ መሬት ቀው ኢልካ ጠሚትካዮ ትፈልጥፍዶ? ነቲ ሑጻ ብኢድካ ዓሚዅካ ኣብ...
ገለ ኣብ ናይ ሎሚ ዜና፣- ባዓል መዚ ጥዕና ሽወደን ምልባዕ ቫይረስ ኮሮና ንምግታእ ብደረጃ ዞባታትን ሃገርን ሓድሽቲ...
ምምሕዳር ሊንሾፒን፡ ዋንነት’ታ ምምሕዳር ዝኾኑ መሐንበሲን ባህላውን ማሕበራውን ንጥፈታት ዝካየደሎም ቦታታት ክዓጹ ምዃኑን ብተወሳኺ ድማ ብጀካ ንትምህርታዊ...
ከባብያዊ ብከላ ንምጉዳል፡ ሽወደን፡ ዋጋታት በንዚንን ናፍታን ክትውስኽ ከድልያ እዩ ክብሉ ካብ በዓል መዚ መጓዓዝያ ሽወደን ዝወጹ...
መንግስቲ፡ ሕጊ ዕዮ፡ ብመሰረት እማመ ፈደሬሽን ኩባንያታት ሽወደንን PTK ንኽቕየር ድሕሪ ምውሳኑ፡ ሓላፊ ጸጋማይ ሰልፊ፡ ጆናስ ኾስተድ፡...