መንግስቲ ሽወደን፡ ብመንገዲ ቀዳማይ ሚኒስተር፡ ስቴፋን ሎቪን፡ ኣቢላ ንመጠን ብዝሒ ማሕበራዊ ምትእኽኻብ ካብ 8 ሰባት ክበዝሕ ከምዘይብሉ...
ሕግን ሕብረተሰብን
ኤውሮፓዊ ሕብረት፡ ነቲ ኣብ መስርሕ ፈተነ ዕዉታት ኮይኖም ዘሎዉ ብትካላት መድሃኒት፡ ፋይዘርን ቢዮንተክን ከምኡ ዉን ሞደርና ዘፍረዮም...
ኣሪስቶትል እተባህለ ግሪኻዊ ፈላስፋ፡ ንሰብ ከም ማሕበራዊ እንስሳ ገይሩ ይጠቕሶ። ሰብ ንበይኑ ኪነብር ኣይክእልን’ዩ ማለቱ እዩ። ባሕታውያን...
ኣብ ሽወደን፡ ምስፍሕፋሕ ለበዳ ኮሮና ንምውጋድ ዝካየድ ዘሎ ጻዕሪ ናይ ዝተፈላለዩ ዞባታት ይቕጽል ኣብ ዘለወሉ እዋን፡ ምምሕዳር...
ኣብ ሽወደን፡ ብስም ጸላም ዓርቢ (Black Friday) ዝፍለጥ እዋን፡ ዓመታዊ፡ ኣብ መወዳእታ ሰሙን ናይ ወርሒ ሕዳር እትርከብ...
ናይ ሎሚ ዓመት በዓል ልደት፡ ከም ዝሓለፉ በዓላት ክትከውን ኣይትኽእልን እያ። ምስፍሕፋሕ ለበዳ ኮሮና ንምግታእ ናይ ነፍሲ...
ዓርሞሾሽ ኩባንያ ኢክያ፡ ብምኽንያት በዓል ልደት፡ ነቶም ኣብ ሽወደን ዝርከቡ ኣብ ጨንፈር Ingka ዝሰርሑ ሰራሕተኛታቱ፡ ንነፍሲ ወከፎም፡...
ሎሚ ዕለት 20/11/2020 ካብ ሰዓት 10፡25 ናይ ንግሆ ጀሚሩ፡ ካብን ናብን ዮቶቦሪ ዝነበረ ምንቅስቓስ ባቡራት፡ ብሰንኪ ተክኒካዊ...
ህጻናት፡ ቫይረስ ኮሮና ዘስዕቦ፡ ናይ ነዊሕ እዋን ጥዕናዊ ጸገማት ከማዕብሉ ከም ዝኽእሉ ኣብ ኮለጅ ካሮሊኒስክ መምህር ዝኾነ...