ሚኒስተር ጉዳይ ወጻእተኛታትን ውህደትን ሃገረ ዴንማርክ ኣብ እታ ሃገር ንዝውለዱ ናይ ወጻኢ ሃገር ሞቦቆልዘለዎም ሰባት ፡ ኩነታት...
ሕግን ሕብረተሰብን
ፖሊስ ሽወደን ብዙሓት ትሕቲ ዕድመ ቆልዑት ብጉጅለታት ገበን ወንጄል ንኽሰርሑ ይደፋፍኡን ይኽተቡን ከም ዘለውሓቢሩ። ብመሰረት እቲ ሓበሬታ...
መንግስቲ ኣብ ልዕሊ ካብ ኣባላት ሕብረት ኣውሮጳ ወጻኢ ናይ ዝመጹ ሰባት ዘንበሮ ግዜያዊ እገዳ ጒዕዞ ክሳብ 31...
ኣብ ዳላርና ሎሚ ኣብ ሰዓታት ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ንግዳዊ ባንክ ሽጉጥ ብዝዓጠቑ ሰባት ስርቂ ተፈጺሙ ክብል ፖሊስ...
ሰሜናዊ ምንቅስቓስ ናዚ፡ ኣብ ካርልስታድ እትርከብ ቤት ትምህርቲ ሾፕካሽኩላን (kroppkarrlsskolan) ኣብ ዝርከብ ኣደራሽ ስፖርት፡ ንሓደ ወርሒ ዝኣክል፡...
ኣብ ምምሕዳር ከተማ ስቶክሆሎም ዝርከባ ኣሃዱታት ጽዑቕ ሕክምናዊ ምክትታል፡ ዝህበኦ ኣገልግሎታት ኣብ ጥርዙ ከምዝበጸሐ ሓቢረን። ካብቲ ዝለወን...
እቲ ብመንግስቲ ዝቐረበ ብሕጊ ቤት ትምህርቲ ካልኣይ ደረጃ (gymnasielagen) ዝፍለጥ ሓድሽ እማመ፡ ብዝበዝሑ ኣባላት ፓርላማ ዝኾኑ ሰልፍታት...
ሆቴላት፡ ቤት ምግብታት፡ ባህላውን መዘናግዕን ጨንፈራት ኣገልግሎታትን እቶም ቀንዲ ተረባሕቲ ናይቲ ኣብ እዋን ቅልውላው ኮሮና ብመንግስቲ ዝተዋህበ...