ብደፋር ብርዓ እትልለ፡ ግብጻዊት ተጣባቒት መሰል ደቀንስትዮ፡ ነዋል ኣልሳዕዳዊ፡ ኣብ መበል 89 ዕድሜኣ ዓሪፋ። ሓያልን ሓደገኛን ሰብ...
ሕግን ሕብረተሰብን
ብምኽንያት ምስፍሕፋሕ ለበዳ ኮሮና፡ ኣብ ማያሚ (ኣመሪካ) ናይ ህጹጽ እዋን ሓደጋ ከም እተኣወጀ ቢቢሲ ሓቢራ። ኣብዛ ደሴታዊት...
ብዝሒ ስራሕ ኣልቦ ሰባት፡ ካብ ሰሙን ናብ ሰሙን እናተሓተ ይመጽእ ምህላዉን ካብ ወርሒ ሰነ ናይ ዝሓለፈ ዓመት፡...
ደቡብ ኣፍሪቃ፡ ሓደ ሚልዮን ዶዛት ክታበት ኦክስፎርድ – ኣስትራ ዘነካ ክትሸይጥ ምውሳና ሚኒስተር ጥዕና እታ ሃገር፡ ዝዌሊ...
ዝሓለፈ ዓመት፡ ብመንገዲ ኣብ ምምሕዳር ከተማ ትረለቦሪ (Trelleborg) ዝርከባ ሰልፍታት ስቬርያ ዲሞክራትና፡ ሞደራትናን ክሪስ ዲሞክራትናን ዝቐረበ እማመ...
እንዳ ማርስ (ኣመሪካ)፥ ሃብቶም 70.8 ቢልዮን ዶላር ይግመት። እዞም ስድራቤት ወነንቲ ኩባንያ ማርስ እዮም። መስራቲ እዚ ኲባንያ...
ቀዳማይ ሚኒስተር ፓኪስታን ዒምራን ኻን ብ ኮቪድ-19 ከም እተታሕዘ ንጸብጻብ ሚኒስትሪ ጥዕና እታ ሃገር ብምጥቃስ ቢቢሲ ሓቢራ።...
ክታበት ኣስትራ ዘነካ፡ ውሑስን ውጽኢታውን ክታበት እዩ ክብል ኤውሮፓዊ በዓል መዚ መድሃኒት ትማሊ ኣብ ዘውጸኦ ጸብጻብ ሓቢሩ።...
ምክትል ፕረሲደንት ታንዛንያ ኮይና ከተገልግል ዝጸንሐት፡ ሳምያ ሱሉሑ ሓሰን፡ ፕረዚደንት እታ ሃገር ኮይና ቃለ ማሕላ ክትፍጽም እያ።...