ትማሊ ሰሉስ፡ ኣብ ከተማ ማልመ ዝርከብ ኖራ ግሬኘስፐሪስጎታን (Norra Grängesbergsgatan) ዝተባህለ ኣከባቢ ዝተኻየደ፡ ብቮርቪንተር (Vårvinter) ዝፍለጥ ስርሒት፡...
ሕግን ሕብረተሰብን
ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ፡ ድሕሪ ሓሙሽተ ኣዋርሕ፡ ንመጀመርያ እዋን፡ ሰራዊት ኤርትራ ንትግራይ ምእታዉ ተኣሚኑ። ኣብ ዝሓለፈ ኣዋርሕ፡ ክልቲኣተን...
ናይ ቦኮ-ሓራም እዮም ተባሂሎም ዝጥርጠሩ ዕጡቓት፡ ኣብ ሓንቲ ብሸነኽ ሰሜን ካሜሩን እትርከብ፡ ቢላጉሲ እተባህለት ገጠር፡ ክልተ ኣንስትን...
ምምሕዳር ከተማ ዮንሾፒን፡ ምስፍሕፋሕ ለበዳ ኮሮና ንምግታእ፡ መዕሸግ መካይንን መናፈሻታትን ክዓጹ መደብ ገይሩ ከምዘሎ ሓቢሩ ክብል ማዕከን...
ሓሙሽተ ኣባላት ሓንቲ ስድራቤት: ኣብ ቀብሪ ማጒፉሊ ብዝነበረ ጽቕቅጥ ከም ዝሞቱ ወኪል ቢቢሲ ካብ ዳር’ሰላም: ሳልም ኪከከ:...
ኣብታ 10.7 ሚልዮን ነባሪ ዘለዋ ሃገረ ቼክ ሪፓፕሊክ፡ ሓንቲ ካብተን ብኸቢድ ምስፍሕፋሕ ለበዳ ዝተጠቕዓ ሃገራትን ዝለዓለ መጠን...
ኣውሮጳዊ ሕብረት: ኣብ ልዕሊ ወኪል ጸጥታ ኤርትራ: እገዳ ኣንቢሩ’ሎ። እገዳ ዝገበረሉ ምኽንያት ድማ ዓብዪ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት...
ሓደ ካብ ዝዓበዩ ኲባንያታት ዓለምና ምዃኑ ዝንገረሉ፡ ስዑዳዊ ኣራምኮ፡ ኣብ ዓመተ 2020፡ ኣስታት 49 ቢልዮን ዶላር መኽሰብ...