ኣብ መንጎ መራሕቲ ሰልፍታት ዝተኻየደ ንመጠን ተኣማንነት ዝምልከት ምርጫ፡ መራሒ ሰልፊ ስቬርያ ዲሞክራትና ዝኾነ፡ ጂሚ ኦክሰን፡ ንፈለማ...
ሕግን ሕብረተሰብን
ሎሚ ሰኑይ ንግሆ፡ ኣብ መንጎ ፊነረያ ን ላክሶን ( Finnerödja and Laxå) ዝርከብ መስመር E 20፡ ብርክት ዝበላ...
ኤርትራን ኢትዮጵያን ብፈደሬሽን ንምትእስሳር ዝርርብ ከም ዝጅመር ገለ ሓበሬታትት ምህላዉ ሆርን ደይሊ ዝተባህለ መርበብ ሓበሬታ ኣመልኪቱ። ፕረሲደንት...
ከም ኣካል ናይቲ ኣብ ልዕሊ ተቓወምቲ ዝግበር ዘሎ ዓፈና ወራስ ዓራት ዮርዳኖስ ነበር ልኡል ሓምዛ ቢንሑሴን ኣብ...
ኣመሪካዊ ደራፋይ ራፕን ተዋሳኣይን DMX ጽንዕ ዝበለ ሕማም ልቢ ተታሒዙ ኣብ ሆስፒታል ይእለ ምህላዉ ጠበቓኡ ሙራይ ሪችማን...
ኣብ ዓዲ እንግሊዝ፡ ካብቶም 18.1 ሚልዮን ብልቃጥ ክታበት ኣስትራ ዘነካ ዝተኸትቡ ዜጋታት፡ ኣስታት 30 ዝኾኑ ሰባት፡ ደም...
ሃገረ ፓኪስታን፡ ምስ ምምሕያሽ ዝምድናታታ፡ ናህሪ ዋጋታት ንምቊጽጻር ካብ ህንዲ ገለ ጥረ ነገራት ክትሽምት ምፍቃዳ ተገሊጹ። በዚ...