ቀዳመይቲ ሚኒስተር ኖርወይ፡ ኤርና ሱልበሪ፡ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ የካቲት፡ ልዕሊ 10 ሰባት ኣብ ዝተኣከብሉ ጽምብል ከምዝተረኽበት፡ ንመምርሒታት...
ሕግን ሕብረተሰብን
ሎሚ ኣብ እዋን ቀትሪ፡ ኣብ ብዙሕ ቦታታት ሽወደን፡ ውርጪ ዝተሓወሶ ሓያል ህቦብላ ክነፍስ ተኽእሎታት ከምዘሎ ካብ በዓል...
ምምሕዳር ባየርን (ባቫርያ)፡ ፍርያት ሩስያ ዝኾነ ክታበት ስፑትኒክ ቪ፡ ብበዓል መዚ መድሃኒት ኤውሮፓ ተቐባልነት እንተድኣ ረኹቡ፡ 2.5...
ፈረንሳዊ ኮሚሽን፡ ነቲ ኣብ ዓመተ 1994 ኣብ ሃገረ ሩዋንዳ ዘጋጠመ ሂወት 800 ሽሕ ሰባት ዝቐዘፈ ዓሌታዊ ህልቂት፡...
ኣብ ሱንድስቫል፡ ሓደ ህንጻ፡ ብሓደጋ ባርዕ ከም ዝተሎቕመጸ ጋዜጣ ሱንድስቫል ቲድኒን ሓቢሩ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ኣቃሊሑ።...
ኣብ ቀረባ እዋን እተኻየደ ምርጫ ሃገረ እስራኤል፡ ተዓዋታይ ብንጹር ክፍለ ብዘይምኽኣል፡ ፕረዚደንት እታ ሃገር፡ ንበንያሚን ናተንያሁ፡ ሓድሽ...
ሎሚ ረቡዕ፡ ሚኒስተራት ፋይናንስ ኣማሓዳሪ ማእከላይ ባንክን ብመንገዲ ናይ ቪድዮ ኣብ ዘካይድዎ ኣኼባ፡ ድኻታት ሃገራት ዓለማና ንምሕጋዝ፡...
ካብ ወርሒ ጥሪ 2021 ክሳብ እዚ እዋን’ዚ፡ ኢራን፡ 55 ኪሎ ግራም ዩራንዩም ከምዘፍረየትን፡ እዚ ዝፈረየ ዩራንዩም ክሳብ...