ነበርቲ ምምሕዳር ካልማር፡ ክሳብ ኣብ ቦታ ክታበት በጺሖም ንክኽተቡ ኣብ ወንበር ኮፍ ዝብሉ፡ እንታይ ዓይነት ክታበት ከምዝውግኡ...
ሕግን ሕብረተሰብን
ምሉእ ክታበት ዝፈጸሙ ሰባት፡ ኣብ ግዳም ማስክ ምውዳይ ኣይከድልዮምን እዩ ክብል ኣሜሪካዊ ማእከል ምቊጽጻርን ምክልኻልን ሕማማት ኣፍሊጡ።...
ሃገረ ቱርኪ፡ ኣብ ውሽጢ 6 ኣዋርሕ እትርከቦ፡ 50 ሚልዮን ብልቃጥ፡ ፍርያት ሩስያዊ ኩባንያ ዝኾነ ክታበት ስፑትኒክ ቪ፡...
ቀዳማይ ሚኒስተር ሊብያ፡ ዓብደልሓሚድ ድቤይበ፡ ትማሊ ሰኑይ፡ ናብ ቤንጋዚ ክገብሮ ሓሲቡ ዝነበረ ጒዕዞ ብሰንኪ ዕጡቓት ኣብ መዓርፎ...
ናዛኒን፡ ኣንጻር መንግስቲ ኢራን ብእትገብሮ ፕሮፓጋንዳ፡ ገበነኛ ኮይና ስለእተረኽበት፡ ንዝቕጽል ሓደ ዓመት ክትእሰርን ናይ ጒዕዞ እገዳ ክግበረላን...
ሚኒስትሪ ጥዕና ደቡብ ሱዳን፡ ግዜኡ ንዝሓለፎ ክታበት ኣስትራ ዘነካ፡ ከየዕኑ ካብ ዓለማዊ ውድብ ጥዕና ንዝቐረበሉ ምኽሪ ብምንጻግ...
ጸሓፊ ጒዳያት ወጻኢ ኣመሪካ፡ ኣንቶኒ ብሊንከን፡ ናብ ሃገራት ኬንያን ናይጀርያን ናይ ኦንላይን ምብጻሕ ብምክያድ ምስ መራሕተን ዘተ...
ኣብ ሽወደን፡ ግዳያት መልከፍቲ ኮሮና ዝኾኑ ሰባት፡ ቁጽሮም 953,254 ምብጽሑን ምስፍሕፋሕ ለበዳ ድማ ቀጻሊ ምህላዉን ኣማኻሪ ተመሓላለፍቲ...