ሚኒስተር ፋይናንስ ቐጠር፡ ስልጣንካ ብዘይ ኣገባብ ተጠቒምካ ከምኡውን ገንዘብ ሃገር ናብ ውልቃዊ ጉዳይካ ኣውዒልካ ብዝብላ ክሲታት ኣብ...
ሕግን ሕብረተሰብን
ካብ ሰንበት ዕለት 9/05/2021 ጀሚራ፡ ሃገረ ቱኒዝያ፡ ንሓደ ሰሙን ዝኣክል ናይ ዕጽዋ መስርሕ ከተካይድ ምዃና፡ ቀዳማይ ሚኒስተር’ታ...
ጅር ኮቪድ 19 ህንዲ፡ ኣብ ብሪጣንያ ሻቕሎት ፈጢሩ ምህላዉ፡ ክኢላታት ህዝባዊ ጥዕና ንቢቢሲ ሓቢሮም ኣለዉ። እዚ B.1.617.2...
ኣብ ከተማ ስቶክሆልም ዝርከባ እንዳ መእለይ ዓበይቲ፡ ለበዳ ኮቪድ-19 ካብ ዝጅምር፡ ንፈለማ እዋን ፡ መልከፍቲ ኮሮና ከምዘየመዝገባ፡...
25 ዝዕድሜኣ ማሊያዊት: 9 ቆልዑ ተገላጊላ። ዶክተራት ኣቐዲሞም ብመመርመሪ መሳርሒኦም 7 ቆልዑ ከም እትወልድ እኳ ሓቢሮሟ እንተነበሩ...
ዋና ጸሓፊ ኣፍሪቃዊ ሃገራዊ ባይቶ (ANC) ደቡብ ኣፍሪቃ: ብክሲ ብልሽውና ክድስክል ዝተገብረሉ ኣገባብ ተቓዊሙ። እዚ ቅልስ ኣብ...
ኣብ ዒራቕ ዝተፈነዋ ክልተ ኣዝየን ኣዘራረብቲ ናይ ተሌቪዥን ምርኢታት እየን ናብዚ ውሳነ ኣብጺሐን ዘለዋ። ኣብዘን ናይ ፕራንክ...
ኣመሪካ: ንዓንዳሪን ጎነጻዊን ተግባራት ሩስያ ግብረመልሲ ክትህበሉ እያ ክብል ጸሓፊ ጒዳያት ወጻኢ ኣመሪካ: ኣንቶኒ ብሊንከን: ገሊጹ። ኣመሪካ:...
ፕረሲደንት እስራኤል: ንመራሒ ማእከላይ ሰልፊ (የሽ ኣቲድ): ያዒር ላፒድ: ሓድሽ መንግስቲ ከቐውም ሓላፍነት ከም ዝሃቦ ተፈሊጡ። ሃገረ...