ቁሩብ ልዕሊ 500 ሰባት ነቲ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ሕዳር ዝተኣታተወ ሓድሽ ረቛሒ ደሞዝ ስለዘየማልኡ ናይ ስራሕ ፍቓድ...
ሕግን ሕብረተሰብን
ሩስያ ኣብ ሃገራዊ ድሕነት ፊንላንድእታ ዝዓበየት ሓደጋ ኮይና ትቕጽል ከምዘላ ኣገልግሎት ጸጥታን ስለያን ፊንላንድ (ሱፖ) ሓቢሩ። ሱፖ...
ዳርጋ ፍርቂ ካብ ተማሃሮ SFI ትምህርቲ የቋርጹ — ብዙሓት ድማ ድሕሪ ዓመት ስራሕ ምጅማር ኮነ ትምርቲ ምቕጻል...
ኣብ ዝመጽእ ሚያዝያ ኣብ መላእ ሽወደን ክታበት ኮቪድ ዳግማይ ክጅመር ምዃኑ ተፈሊጡ። ኩሎም ልዕሊ 80 ዓመት ዝዕድሚኦም...
ፊንላንድ ሎም ዓመት እውን ብደረጃ ዓለም ኣዝያ ሕጒስቲ ሃገር ተባሂላ። ብመሰረት ጸብጻብ ደረጃ “ሓጎስ ዓለም 2024” ነዚ...
ጽምዋ ኣብ ኩሉ ክፋላት ማሕበረሰብ–ዲሞግራፊ– ስፍሕ ዝበለ ጉዳይ እናኾነ ኣብ ዝኸደሉ ዘሎ እዋን፡ መንእሰያት ብፍላይ ተቓላዕቲ ይኾኑ...
ሽዱሽተ ንዝዕድሜኣ ጓሎም ብምምራዝ ከምኡ’ውን ኣብ ክፍሊ መሕጸቢ ብምሕያር ዝተጠርጠሩ፡ ኣብ ኤስሎቭ ዝርከቡ ወለዲ፡ብምውራድ ዓብዪ ሃስያን ዘይሕጋዊ...
ሓደ ህጻን ኣብ ሽወደን ኣበየናይ ሸነኽ እታ ሃገር ይቕመጥ ዝብል ረቑሒ ናብ ሓኪም ስነ-ኣእምሮ ንምኻድ ክንደይ ግዜ...
ሃንጋሪ ንሕቶ ኣባልነት ሽወደን ናብ ኔቶ ንምጽዳቕ ዝወሰደቶ ውሳነ ብወግዒ ክትክትም ክሳብ 10 መዓልታት ክወስድ ይኽእል እዩ...
ብቕድሚ ትማሊ ሰንበት ኣብ ስቶክሆልም ኣብ ዝርከብ ሰርገልስ ቶርግ ሰፊሕ ሰልፊ ተኻይዱ፡፡ እዚ ሰልፊ ንኻልኣይ ዓመት ወራር...