ሩስያ ን ዩክሬይን እንተወሪራ፡ ኣመሪካ ተሪር ግብረመልሲ ንምሃብ ተዳልያ ምህላዋ ፕረሲደንት ኣመሪካ ጆ ባይደን ምስ መዘናኡ ሩስያዊ...
ሓበሬታ
ኣቐዲሙ ኣንጻር ኮሮና እተወስደ ክትባት ኣብዚ ሓድሽ ጅር ኦሚክሮን እውን ከም ዝሰርሕ ሓደ በዓልመዚ ውድብ ጥዕና ዓለም...
ሽወደን ኣብ ሰለስተ ጸፍሒታት እያ ትማሓደር፥ ኣብ ሃገራዊ፣ ኣውራጃዊን ዞባዊን ጸፍሒታት። ኣብልዕሊ’ዞኦም ውን ኣውሮጳዊ ናይ ምሕደራ ብርኪ...
ኣብ ቕትለት ስዑዳዊ ጋዜጠኛ ጀማል ኻሾጊ ኢድ ኔርዎ ተባሂሉ ዝጥርጠር ሰብ ኣብ ፈረንሳ ከም እተታሕዘ ፖሊስ እታ...
ሃገረ ጀርመን፡ ንመጀመርያ ግዜ፣ ምሉእ ብሙሉእ ብማዕረ ጾታ ዝቖመ መንግስቲ ክህልዋ እዩ ክህልዎ እዩ። ማዕርነት ጾታ ኣገዳሲ...
ኣብ’ዚ እዋን እዚ፡ ኣብ ኖርወይ፡ ናይ ኮሮና ቫይረስ ሓደስቲ ተወሰኽቲ ቀይድታት ይተኣታተዉ ከምዘለዉን እቶም ቀይድታት ድማ ብሰሉስ...
ሃገረ ሽወደን፡ ባይቶኣዊ ቅርጺ ዝሓዘ ዲሞክራሲያዊ ስርዓተ መንግስቲ ዘለዋ ሃገር እያ። እዚ ማለት ድማ፡ ስልጣን ናይቲ መንግስቲ...
ክትባት ዘይወሰዱ ተወለድቲ ዓድ-ጥልያን፡ ናብራ ኣጸጋሚ ኾይኑዎም ይርከብ። ኣብዚ ሕጂ እዋን፡ ኣብ ቤት ምግቢታት፣ ትያትራትን ቤተ-መዘክራትን ናይ...
ብኣሽሓት ዝቑጸራ ሽወደናውያን ደቂ ኣንስትዮ፡ ድሕሪ ክትባት ጸረ ኮቪድ 19 ምውሳደን፡ ዘይምዕሩይ ጽግያት ከምዘጋጠመን ይሕብራ ኣለዋ። ኮይኑ...
ሓደ ሓደ ብመንግስቲ ዝረአዩ ዛዕባታት ካብቶም ካልኦት ጉዳያት ንላዕሊ ዝተሓላለኹ ዝኾኑሉ ግዜ ኣሎ። ከምዚ ኩነታት ምስዘጋጥም፡ መንግስቲ...