ኣብ ዓመተ 2013፡ ኣብ ሓደ ለይታዊ ትልሂት፡ ባርዕ ብምኽሳት፡ 242 ሰባት ንኽሞቱ ጠንቂ ዝኾኑ ኣርባዕተ ሰባት፡ ንንውሕ...
ሓበሬታ
ኣመሪካ፡ ዝሃብተመት ኣፍሪቃዊት ጓል ኣንስተይቲ ምዃና ንዝንገረላ፡ ኤዛቤል ዶስ ሳንቶስ፡ ናብ ሃገራ ከይትኣቱ ከም ዝኸልከለት ተገሊጹ። እዚ...
ክልተ ብልቃጥ ክታበት፡ ንሓድሽ ጅር ኦሚክሮን ንምክልኻል፡ እዂል ከም ዘይኮነ ኣብ ብሪጣንያ ዝመደብሮም ተመራመርቲ ገሊጾም። ክልተ እብረ...
እቲ ፍጻመ ልክዕ ዓመታት ኣቑጺሩ ኣሎ። እዋኑ ሄለን ኣብ ታኼላ ሓጐስ ተሸሚማ ንዓለም ኣይትጽረኒ ዝበለትሉ እዋን’ዩ። ኣብ...
መንግስቲ ሽወደን፡ ሰባት፡ ኣብተን ነዊሕ ጉዕዞ ዝኸዳ ህዝባውያን መጓዓዝያታት፡ ክጥቀሙ እንከለዉ፡ ናይ ክታበት ፓስፖርት ክሕተትሉ ዝኽእሉ መምርሒ...
ኒውዚላንድ፡ ዝመጽእ ወለዶ፡ ካብ ትምባኾ ናጻ ክኸውን ብምባል፡ መሸጣ ናይዚ ባእታ፡ ብሕጊ ክትእግድ ምዃና ገሊጻ። ብመሰረት እዚ፡...
ቻይና፡ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ዩጊር፡ ምጽናት ዓሌት ምፍጻማ ኣብ ብሪጣንያ ዝመደብሩ ሓደ ዘይወግዓዊ ቤት ፍርዲ ወሲኑ። እዚ...
ተለቃሒ፥– ኣታ እልፉ ሓወይ፡ ቅሩብ ጸጊማትኒ ኮይናስ በጃኻንዶ ኣብዛ እትመጽእ ሰሙን ክመልሰልካ ዓሰርተ ቅርሺ ኣለቅሓኒ። ኣለቃሒ፥ —...