ኣብ ኲላተን ኮምዩናት፡ በቲ ኮምዩን ዝምእከል ኣገልግሎት ክንክን ቆልዑ ኣሎ። ብውድባት ወይ ብማሕበራት ዝካየድ፣ ናጻ ወይ ብሕታዊ...
ሓበሬታ
ካብ ሓድሽ ዓመት ጀሚሩ ብመንገዲ ፖስታ ዝላእኹ ናይ ውሽጢ ሃገር መልእኽትታት ሚዛኖም ካብ 50 ግራምን ልዕሊኡን ንዝኾኑ...
ብመሰረት ሕጋዊ ኣማኻሪ ኣገልግሎት ኢሚግሬሽን ናይ ዕቚባ ሕቶኦም ውዱቕ ዝኾነ ዜጋታት ሶርያ ናብ ሃገሮም ብምብራር ሽወደን ፋልመይቲ...
ጸብጻባት ማእከል ሜትሮሎጂ ሽወደን ከምዝሕብርዎ ውርጪ ዝተሓወሶ ዝሑል ኩነታት ኣየር ካብ እምባታት ዝዓብለሎም ሰሜናዊ ክፋል’ታ ሃገር ናብ...
ብዛዕባ ናይ’ቲ ቈልዓ ድሕነት ምሕሳብ ኣገዳሲ እዩ። ውላድኪ ኣብ ሓደጋ ከይወድቕ ንዘሎ ተኽእሎ ክንክዮ ይኽእል እዩ። ቈልዑ...
ብዙሓት ኣባጽሕ፡ ውሕድ ዝበለ ጽዑቕ ስብሒ (mättat fett) እንተ ዝምገቡ፡ ጽቡቕ ጥዕና ምሃለዎም። ጽዑቕ ስብሒ፡ ኣብቲ ካብ...
ሰበ መዚ ዓዲ እንግሊዝ ን23 ብዘይ ሕጋዊ መንገዲ ናብ ዓዲ እንግሊዝ ዝኣትዉ ስደተኛታተ ዘሳልጡ ሰባት ኣብ ትሕቲ...
ሽማግለ ሰልፊ ዲሞክራትስ ምምሕዳር ከተማ ሶልቭስበርግ ኣብያተ ንባብ እታ ከተማ ብሽወደን ዘይተጻሕፉ መጻሕፍቲ ምምጻእ ብዛዕባ ምቊራጽ ክመክር...
ሰልፊ ሶሻል ዴሞክራሲ ኣጋውሉ ጽንክር ዝበለ ፖሊሲ ስደተኛታት ምውጻእ እዩ ክትብል ሓንቲ ሽወደናዊት ጋዜጠኛ ኣቃሊዓ። ብርክት ዝበሉ...
ቤትፍርዲ ሽወደን ንወዲ 18 ዓመት ሽወደናዊ ኣፍቃሪቱ ቀቲሉ ብዝብል ክሲ ሸሞንተ ዓመት ማእሰርቲ ከም ዝበየነሉ ተፈሊጡ። መጋባእያ...