ኣብ ሶደርማልም ዝበሃል ከባቢ ስቶክሆሎም ብ ሶኒይ ሓደ ዝሞተ ሰብኣይ ኣብ ገዝኡ ተረኺቡ። ፖሊስ ከምዝሓበሮ እቲ ዝሞተ...
ሓበሬታ
ክፍሊ ኢሚግሬሽን ሽወደን ሓደ ሓታቲ ዑቕባ ዘቕረቦ ጠለብ መንበሪ ፍቓድ ከምዝነጸጎን ካብታ ሃገር ንኽባረር ውን ውሳነ ኣሕሊፉ...
ማሕበረ ኮም ዒራቕ ፕረዚደንቱ ዓማር መሓመድዓሊ ዕምራን ኣክቲቪስት ኣል ዖቓቢ ኣብዚ ወርሒዚ ኣብ ባቕዳድ መንነቶም ብዘይተፈልጡ ሰባት...
ኣብዚ ሕጂ እዋን ኣበያተ ትምህርታ ኣብ ዓመት ብክልተ ኣካዳምያዊ ይካየዳ። ምምሕዳር ማልሞ ግን ሓድሽ ኣገባብ ንኽፍትን እማመ...
ኣብዚ ሕጂ እዋን፡ ብዙሓት ኩባንያታት ኣብ ትሕቲ ፡ዝሽየጥ ኣለና፡ ዝብል ኣርእስቲ ንዋጋታት ፍርያተን ከሕስረኦ ይረኣያ ኣለዋ። ይኹን...
ኣብ ሽወደን ብዙሓት ዓይነት ባክተርያ ንጸረ-ነፍሳት ዝቃወም ዓቕሚ ከምዘጥረዩ ካብ ህዝባዊ ማእከል ጥዕና ዝተዘርግሑ ጽሑፋት ይሕብሩ። ካብቶም...
ኣልኮምፒስ ክፍሊ መደብ ዓረብ፡ ብመንገዲ ማሕበራዊ መድያ ፈይስ ቡክ ኣቢሉ ኣብ ዝገብሮ ምእካብ ርእይቶታት ህዝቢ፡ ብዝሒ ናይቶም...
ብዙሓት ሰባት ምስ ቅሳበ ዝመሳሰል ሓሳባት ከም ንኣብነት፡ እቶን ኣጥፊአዮ`ዶ፡ ማዕጾ ተዓጽዩ`ዶ እንዳበልካ ምቊጽጻር፡ ክህልወኦም ይኽእል። እዚ...
ኣብ ዉልቃዊ ባንኪ ሽወደን ዘሎ ብርክታት ብሰንኪ እቲ ኣብ ስቶክሆልም ዕዳጋ ሸርፊ ባጤራ ዝተጠርጠረ ዘይሕጋዊ ዝውውር ገንዘብ...
ከም መቐጸልታ ናይቲ ኣብ ምሉእ ሽወደን ኣንጻር ዝተወደቡ ገበናት ንምፍጣጥ ሃገራዊ ፖሊስ ብስም ሪምፍሮስ (Rimfrost) ዘበገሶ ስርሒት...