በዓልመዚ ቀረጽ ኣብ ኲባንያታት ጽሬት ዘይሕጋውያን ቊጹራት ምህላዎም ዝሕብር ጸብጻብ ድሕሪ ምርካቡ ኣብ ልዕሊዘን ኲባንያታት ዝነበሮ ቊጽጽር...
ሓበሬታ
ብመሰረት ሓበረታ ኣገልግሎት ሜትሮሎጂ ኣብ ብዙሕ ከባቢታት ደቡባዊ ክፋል ሽወደን ከምቢድ ዝናብ ይሃርም ብምህላዉ ኣብ ብዙሕ ቦታታት...
ሎሚ ምሽት ከም መቐጸልቲ ግጥማት ፕሪመሪ ሊግ ኣብ መንጎ ቸልሲ ን ማንቸስተር ዩናይትድ ብ ናይ ሽወደን ኣቖጻጽራ...
ኣብ ህዝባዊ መጓዓዝያታት ዝሰርሑ ዘወርቲ ኣውቶቡሳትን ተቘጻጸርቲ ቲኬትን ናይ ሓድሽ ኣገባብ ምቊጽጻር መርመራ ኣብ ልዕሊኦም ክውዕል ምዃኑ...
ሕብረት መሰል ደቀንስትዮ ኣብ ልዕሊ ደቀንስትዮ ዝወርድ ጎነጽ ኣመልኪቱ ንመንግስቲን ሓጋጊ ኣካልን ወቒሱ። “ኣብ ልዕሊ ደቀንስትዮ ዝወርድ...
ሓደ ናይ ንግድ መወዓውዒ መንገዲ ኣየር ንህዝቢ ስካንዲናቭያ የንቋሽሽ እዩ ብዝብል ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ማዕበል ነቐፌታ ይውርዶ...
፡ትካል ኖቤል ምስ ምምሕዳር ስቶክሆም ኣብ ዝገበሮ ስምምዕ ሓድሽ ማእከል ኖቤል ዕላዊ ጌሩ’ሎ። እዚ ድማ ንሽወደን ተወሳኺ...
ኣብ ዝቕጽል ዓመታት መንግስቲ ሽወደን ዓቢ ቁጽሪ ናይ ዑቕባ ዝሓቱ ስደተኛታት ከምዘይትቕበልን እቲ ዝዓበየ ኣድህቦ ናይ መንግስቲ...
ኣብቲ ኣካል ፕሮግራም ዳግመ ምጥያስ ምዃኑ ዝተገለጸ ምግዓዝ፡ 10 ትሕቲ ዕድመ ቆልዑን ሓንቲ ስድራቤትን ከም ዝርከብዎም ተገሊጹ።...
ኣንጻር ኣብ ሽወደን ዝርከቡ ግብረሽበራውያን ናይ ምዃን ተኽእሎ ዘለዎም ሰባት ጽኑዕ ሕጊ ንኽቐውም ሓላፊ ኤሚግሬሽን፡ ሚካኤል ሪበንቪክ፡...