ኣስታት ሰለስተ ርብዒ ካብተን መንነተን ክሕባእ ተወሲኑ ዝነበረ ደቀንስትዮ ውልቃዊ ሓበሬታአን ክሞልቕ ይግበር ምህላዉ ኤጀንሲ ማዕርነት ጀንደር...
ሓበሬታ
ምስ ፍትዊ እንስሳ ዘቤቶም ናብ ሽወደን ዝኣተዉ ስደተኛታት ዩክሬይን ምስክር ወረቐት ክትባት ሕማም ዕቡድ ከልቢ እንድሕሪ ዘይብሎም...
ኣብ ዝሓለፈ 15 ዓመታት መጠን ናይቶም ኣብ ወጻኢ ዝተወልዱን ኣብ ሓደጋ ድኽነት ዘለዉን ጡረተኛታት ካብ 15% ናብ...
ዝሓለፈ ሰሙን ሓደ ካልኣይ ደረጃ ቤት ትምህርቲ ማልም ድሕሪ ዝተኻየደን ክልተ መማህራን ግዳይ ሞት ዝገበረን መጥቃዕቲ ተዓጽዩ...
ኣማኢት ስደተኛታት ዩክሬይን ፓስፖርት ስለዘይብሎም ወይውን ናብ ካልእ ሃገር ኖርዲክ ክኸዱ እዮም ብዝብል ብ ዴንማርክ ተዓጊቶም ምህላዎም...
ኣብ ቤይጂንግ ክሳተፉ ዝጸንሑ ኣትሌታት ሽወደን ኣብ ዝሓለፋ ድሕሪ 20 ዓመታት ዝበዝሐ ሜዳልያታት ሒዞም ብሰሉስ ናብ ዓዶም...
ማዕከናት ዜና ሽወደን ነቲ ኣብ ክሬይን ዝካየድ ዘሎ ፍጻመታት ኣመልኪተን ብቋንቋ ሩስያ ዜናታት ክዝርግሓ ምጅማረን ተገሊጹ። ምስ...
ብምኽንያት ምውሳኽ ዋጋታት መግቢ ቆንስላት ምምሕዳራት ከተማ ስርሒታተን ብግቡእ ከየካይዳ ብኣሉታ ይጽለዋ ምህላወን ተገሊጹ። ንኣብያተ ትምህርቲ፡ መእለዪ...
ቀዳመይቲ ሚኒስተር ማግዳሌና ኣንደርሾን ምስ ብሪጣንያዊ መዘናኣ ቦሪስ ጆንሰን ብዛዕባ ኲናት ዩክሬይን ንምዝታይ ሎሚ ቀትሪ ናብ ዶውኒንግ...
ኣብ ብርክት ዝበለ ከባቢታት ኖርወይ ዋጋ ድዂዒ ንኪሎ ብ 10 ክሮና ወሲኹ ተባሂሉ። ብምኽንያት ኣብ ዩክሬይን ዝግበር...