ኣብዚ ሕጂ እዋን፡ ምስ ኖርወይ ዘራኽበና ዶብ፡ ንሓጺር እዋን ምዕጻው፡ ኣገዳሲ እዩ ክብል ኣማኻሪ ሽወደን ኣብ ጉዳያት...
ሓበሬታ
ብቕድሚ ትማሊ ቃለማሕላ ብምፍጻም ስልጣን ምምራሕ ሃገር ዝተረከበ ፕረዚደንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን፡ ብተሰናባቲ ፕረሲደንት ነበር ትራምፕ ቅድሚ...
እቲ ንመበል ካልኣይ ግዜ ኣብ ዓለምና ዝተራእየ ማዕበል ለበዳ ኮሮና፡ ንኣፍሪቃ ከቢድ ሃስያ ከምዘውረደላ ዓለማዊ ውድብ ጥዕና...
ቤት ጽሕፈት በዓል መዚ ኢሚግሬሽን ሽወደን፡ ኣብ ኣተሓሕዛ ጉዳያትን ምሃብ ዉሳነን ዘሎዎ ጉድለት ኣሰራርሓን ብዝምልከት ካብ ወኪል...
ናይ ርሕቀት ትምህርቲ፡ ኣብ ብቕዓት ተማሃሮ ካብ ዝህልዎ ኣሉታዊ ሳዕቤን ክሳብ ሕጂ ዝፈለጥናዮ ጉዳይ የለን ክብል ዳይረክተር...
ጓል 94 ዓመት ሽወደናዊት ሽማግለ፡ ካብን ናብን 140 ኪሎሜትር ብምጉዓዝ፡ ጸረ-ኮሮና ክታበት ዝወሰደትሉ ኩነታት ከም ሓደ ሽግር...
ኣብ መስርሕ ምጉዕዓዝ ፍርያት ኩባንያ ሞደርና ዝኾነ ጸረ ኮሮና ክታበት፡ ጸገማት ከም ዝተፈትሩ፡ ሓያሎ ምምሕዳራት ሽወደን ሓቢረን።...
ብሰንኪ ቫይረስ ኮሮና ኣብ መላእ ዓለም ዝወረደ ማህሰይቲ ነንበይኑ እኳ እንተኾነ ፡ ንዕኡ ንምፍዋስ ተጀሚሩ ዘሎ መስርሕ...
ዓቀብትን ኣኽረርትን ማሪተኛታትን (superstitious) ክብል ከሎኹ ነቶም ንነገራት ከምቲ ዘለዎ ኪቕጽል ዚደልዩን፡ ንድሕሪት ኪመልሱ ዚደልዩን፡ ሳየንሳዊ ብዘይኮነ...