ብዕለት 17/02/2021፡ ካብ ኣብ ሴሜን ናይጀርያ እትርከብ መንግስታዊ ኮሌጅ ሳይንስ ካጋራ፡ 27 ተማሃሮ፡ ሰለስተ ኣባላት ስታፍን 12...
ሓበሬታ
ምክትል ፕረዚደንት ሃገረ ዙምባብዌ፡ ኬምቦ ሞሃዲ፡ ዝቐረበሉ ክሲ ጾታዊ ቅለት ንሰሙን ዝኣክል ክኽሕድ ድሕሪ ምጽናሕ ስልጣኑ ብፍቓዱ...
ኣብ መንስትሮስ (Mönsterås) እትርከብ መባእታ ቤት ትምህርቲ፡ ለበዳ ኮሮና፡ ከምዝተራእያን ከም ሳዕቤኑ ኣብ ውሽጢ ክልተ ሳምንታት፡ 30...
ኣብ ወርሒ የካቲት 2021፡ ኣብ ጀርመን፡ ስራሕ ኣልቦ ዝኾኑ ሰባት ክሳብ 2.7 ሚልዮን ምብጽሑ እዚ ቁጽሪ ድማ...
ሰብ መዚ መክሲኮ፡ ኣብ ዶብ መክሲኮን ኣመሪካን ኣብ ዝርከባ ዓበይቲ መዓስከራት ዝርከቡ ሓተትቲ ዕቚባ፡ ክሳብ መወዳእታ ዝመጽእ...
ሃገረ ናይጀርያ፡ ካብ ዓለማዊ ፕሮግራም ኮቫክስ፡ 3.9 ሚልዮን ብልቃጥ ክታበት ኮሮና ከምዝተረከበ ማዕከናት ዜና ይሕብሩ። ኣብ መወዳእታ...
ዋና ጸሓፊ ውድብ ሕቡራት ሃገራት፡ ኣብ ልዕሊ የመናውያን ሞት ይእወጅ ኣሎ ክብል ኣጠንቂቑ። ንሱ ኣብታ ብኲናት እትሳቐ...
ፖሊስ ዴኒማርክ፡ ካብ ፖሊስ ጀርመን ብዝመጾ ሓበሬታ ተሓጊዙ፡ ካብ ብራዚል ናብ ዴኒማርክ ኣብ ኮንቴነር ተጻዒኑ ዝበጽሐ 325...
ኣብ ከተማ ኦምዮ እትርከብ ቤት ትምህርቲ ብሮሊምቢያ፡ ለበዳ ኮሮና ብምስፍሕፍሑ፡ 24 ተማሃሮን 3 መማህራንን ከምዝተለኽፉ ጸብጻባት ሓቢሮም።...