ካብ ወርሒ ጥሪ 2021 ክሳብ እዚ እዋን’ዚ፡ ኢራን፡ 55 ኪሎ ግራም ዩራንዩም ከምዘፍረየትን፡ እዚ ዝፈረየ ዩራንዩም ክሳብ...
ሓበሬታ
መጠን ናይቶም ኣብ ዓመተ 2020 ካብ ትምህርቲ ተመሪቖም ስራሕ ክረኽቡ ዝኸኣሉ ሰባት፡ ምስቲ ኣብ ዓመተ 2019 ዝነበረ...
ኣብ ዕለት 1 ግንቦት 2021፡ ኩሎም ልዕሊ 18 ዓመት ዝዕድሚኦም ኣሜሪካውያን መንእሰያት፡ ክታበት ኮቪድ-19 ንኽኽተቡ፡ ብመንግስቲ ኣሜሪካ...
መንግስቲ ዴኒማርክ፡ ኣንቢርዎ ዝጸንሐ ጽኑዕ መምርሒታት ኮሮና ከምዘፍኮሰ ሓቢሩ። ካብ ሎሚ ሰሉስ ጀሚረን፡ ትካላት መስተኻኸሊ ጸጉሪ ርእሲ፡...
ምምሕዳር ከተማ ማልመ፡ ኣብ ጽላት ቱሪዝም ንዝነጥፋ ንግዳውያን ትካላት ዝውዕል፡ ሓድሽ ወፍሪ ድጎማ ከም ዝመደበ ሓቢሩ ክብል...
ኣብ ናይጀርያ፡ ሓደ ጉጅለ ዕጡቓት፡ ንሓደ ቤት ማእሰርቲ ድሕሪ ምጥቅዖም 1800 ዝኾኑ እሱራት ምምላጦም ሰብመዚ እታ ሃገር...
ደራፋይ R&B ዘዊክንድ ንግዳያት ቅልውላው ትግራይ ንምሕጋዝ ሓደ ሚልዮን ዶላር ክልግስ መብጽዓ ምእታዉ ቢቢሲ ሓቢራ። ሓቀኛ ስሙ፡...
ሃገረ ሽወደን፡ ነተን ካብ ኤውሮፓዊ ሕብረት ወጻኢ ዘለዋ ሃገራት ዝወሃብ ተወሳኺ ክታበት ከምዘይብላ ብመንገዲ ሚኒስተር ማሕበራዊ ጉዳያት፡...
ማሪዋና ዝተሰምየ ዓይነት ዕጸ ፋርስ፡ ንስለ ምዝንጋዕ ኢልካ ምውሳድ ሓጋዊ ንምግባር ትንቀሳቐስ ምህላዋ ሜክሲኮ ገሊጻ። በዚ ድማ...