ቀዳማይ ክፋል ሸበድበድ እናበልኩ’የ ናብ ቦታ ቖጸራ በጺሐ፣ ዝተቃጸርናሉ ቦታ፣ ካብ ዝነብረሉ ከባቢ ርሕቕ ዝበለ ብምኻኑ፣ ነታ...
ሓበሬታ
ግዳያት ናይቲ ብጾታዊ ርክብ ዝመሓላላፍ– ሕማም ፍንጣጣ– ብናህሪ ይውስኹ ምህላዎም ተገሊጹ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ሓቢሩ። እዚ...
ክሳብ 200 ዝኾኑ ደማሙን ኣኻልብን ካብ ኣፍጋኒስታን ክግዕዙ ከም ዝኽእሉ ጸሓፊ ምክልኻል ብሪጣንያ ቤን ዋለስ ገሊጹ። ዋንነቶም...
ኤጀንሲ ስደተኛታት: ኣብ ሽወደን ንዝርከቡ ኣፍጋናውያን ሓተትቲ ዕቚባ ፍቓድ መንበሪ ክወሃቦም ከም ዝግባእ: ሴቭ ዘ ቺልድረን (ህጻናት...
ብሰንኪ ካብ መብራህቲታት ጎደና ዝፍኖ ዝተበከለ ብርሃን: ኣብ ዝሓለፈ ዓሰርተ ዓመታት ቊጽሪ ሓሸራታት የንቈልቊል ምህላዉ ተገሊጹ። ብፍላይ...
ኢማም ጋና: ሼኽ ዑስማን ሻብሩቱ: ንህንጸት ሃገራዊ ካቴድራል ዝውዕል ልዕሊ 8000 ዶላር ከም ዘበርከቱ ተገሊጹ። ጋና ክልቲኡ...
ኣብ ግብጺ ዝመደብሮም ተመራመርቲ: ቅድሚ 43 ሚልዮን ዓመታት ይነብር ዝነበረ ኣርባዕተ ዝመሓውሩ ዓሳ ነባሪ ምርካቦም ቢቢሲ ሓቢራ።...
ሓደ መዓልቲ፡ ሓደ ቁመቱ ኣዚዩ ሓጺርን ኣካላቱ ደቂቕን ዝኾነ ፍጥረት (ዕንኩራይ ጻጸ ኢዮም ዚብሉዎ ነይሮም) ምስ ሓደ...