ፕረዚደንት ጆ ባይደን፡ ሎሚ ሰሉስ፡ ንምውጻእ ሰራዊት ኣመሪካ ካብ ኣፍጋኒስታን ኣመልኪቱ፡ ንህዝቢ ኣመሪካ መግለጺ ክህብ ምዃኑ ተገሊጹ...
ሓበሬታ
ጣሊባን ንመላእ ኣፍጋኒስታን ድሕሪ ምቊጽጻሮም፡ ኣውሮጳዊ ሕብረት፡ ካብ ኣፍጋኒስታን ዋሕዚ ስደተኛታት ከይኽሰት ሻቕላ ከም ዝፈጠረሉን ነዚ ክመጽእ...
70% ካብ ልዕሊ ዕድመ ዝኾኑ ዜጋታት ኤውሮጳዊ ሕብረት፡ ጸረ ሕማም ኮቪድ-19 ከምዝተኸትቡን እቲ ተነቢሩ ዝጸንሐ ዕላማ ድማ...
ኣምባሳደር ግሪኽ ኣብ ብራዚል ዝነበረ፡ ኪርያኮስ ኣሚሪዲስ፡ ኣብ 2016 ኣብ እዋን ልደት ምስ በዓልቲ ቤቱን ጓሉን ኣብ...
ኣብ ዝቕጽል ወቕቲ ቀውዒ ከጋጥም ዝኽእል ልዑል ዋጋታት ኤሌክትሪካዊ ጸዓት ንምውጋድ፡ ክሊማዊ ለውጢ ክህሉ ኣገዳስነቱ ዓቢ እዩ...
ካብ ሃገራት ኖርዲክ ወጻኢ ዝመጹ ገያሾ፡ ናብ ሽወደን ክኣትዉ እንከለዉ፡ መርመራ ኮቪድ-19 ክገብሩ ከም ዘለዎም ተመሓላሊፉ ዝጸንሐ...
ሚኒስተር ምክልኻል እስራኤል፡ በኒ ጋንዝን ፍሌስጤማዊ መራሒ፡ ማሕሙድ ዓባስን ኣብ ምዕራባዊ ገማግም፡ ብሰንበት፡ ከም እተራኸቡ ሚኒስተር ምክልኻል...
ደቂ ኣንስትዮ ኣፍጋኒስታናውያን፡ ናብ ዩኒቨርሲቲ ክኣትዋ ዝፍቀደለን ኣኳ እንተኾነ፡ ምስ ደቂ ተባዕትዮ ተሓናፊጸን ክመሃራ ግን ፍቑድ ኣይኮነን...
ኣብ ወቕቲ ጽድያ ናይዚ ዓመት’ዚ ጥራይ፡ 230 ሽሕ ኣውሮጳውያን፡ ብሕማም ኮቪድ ክሞቱ ይኽእሉ እዮም ክብል ዳይረክተር ውድብ...
ካብ ናብን ኣሜሪካን ኤውሮፓጳዊ ሕብረትን ዝግበር ዝነበረ መገሻታት፡ ብሰንኪ ኤውሮጳዊ ሕብረት፡ ምስ ለበዳ ኮሮና ብዝተሓሓዝ፡ ንኣሜሪካ ካብ...