ንሰለስተ መዓልታት ጠፊኡ ዝነበረ ወዲ ሰለስተ ዓመት ህጻን፡ ኣብ በረኻታት ኣውስትራልያ ተረኺቡ ክብላ ማዕከናት ዜና ዓለም፡ ብታሕጓስ...
ሓበሬታ
ሃንደስቲ ዕልዋ መንግስቲ ጊኒ፡ ድሕሪ ሓደ መዓልቲ ናይቲ ፍጻሜ፡ ንሚኒስተራትን ላዕለዎት ሰብ መዚን እታ ሃገር፡ ንኣኼባ ምጽውዖም...
ብሪጣንያ፡ ነቲ ሓድሽን ተሪርን ሕጊ ኢሚግሬሽን ብምፍኳስ፡ ተወሰኽቲ ወጻእተኛ ሰራሕተኛታት ናብታ ሃገር ንኽኣትዉ ክፈቀድ፡ ኮንፈደሬሽን ኢንዱስትሪታት ብሪጣንያ...
መንግስቲ ታንዛንያ፡ ነተን ናይ ዘይዕጉባት ዜጋታት ድምጺ ዘመሓላልፋ ንዝበለን ጋዜጣታት ንምዕጻው ዘካይዶ ዘሎ ወፍሪ ብምቕጻል፡ ንካልአይቲ ጋዜጣ...
ማሕበራዊ ዴሞክራስያዊ ሰልፊ ጀርመን (SPD) ኣብ ዝቕጽል ባይቶኣዊ ምርጫ እንተተዓዊቱ፡ ምስ ሓምላይ ሰልፊ ልፍንቲ ብምፍጣር፡ ነታ ሃገር...
ወዱ ንመዋቲ ውልቀ መላኺ ሊብያ፡ ሙዓመር ቐዛፊ ዝኾነ፡ ሳዕዲ ቐዛፊ፡ ካብ ማእስርቲ ከም እተፈትሐ ንምንጪታት ሚኒስትሪ ፍትሒ...
ጽኑዕ ሓለዋ ከም ዘለዎ ዝንገረሉ፡ ቤት ማእሰርቲ ጊልቦው፡ ዝነበሩ ሽዱሽተ ፍሌስጤማውያን እሱራት፡ ካብቲ ቤት ማእሰርቲ፡ ሞሊቖም ከም...
ኣባል ባይቶ ሽወደን ዝኾነ ኢንየ ስቶልግረን (Inge Ståhlgren)፡ ኣብ ደሙ፡ ኣልኮል እንዳ ሃለዎ፡ መኪንኡ ብምምርሑ፡ ብገዛእ ርእሱ፡...
ኣብ ልዕሊ ባይቶ ሽወደን ቆይሙ ዝነበረ ቀይድታት ኮሮና፡ ከምዝተላዕለ ፕረዚደንት ባይቶ፡ ኖርለን፡ ገሊጹ ክብል ማዕከን ዜና ተተ...
ኣብ ስቶክሆልም ዝርከብ ሆስፒታል፡ ሶደርኹክሁሰት፡ ንሕሙማት ኮቪድ-19 ዘገልግል ሓድሽ ኣሃዱ ከቕዉም ምዃኑ ገሊጹ ክብል ማዕከን ዜና ተተ...