ለገስቲ ውድባት ሽወደን ናብ ዩክሬይን ገዚፍ ሰብኣዊ ሓገዛት ኣብ ምሃብ ይርከባ’ለዋ። ሽወደን ዛጊት ብዝተፈላለዩ ትካላት ረድኤታ ኣቢላ...
ሓበሬታ
ኣብ ልዕሊ ዩክሬይን ብሩስያ ዝካየድ ዘሎ ወራር ብኲናት ዝወርድ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ምስዓቡ ፍሉጥ ኮይኑ፡ ኣብ ውሽጢ...
ኲለን ኣብያተ ትምህርቲ ኦስሎ ብዛዕብቲ ኣብ ዩክሬይን ዝካየድ ዘሎ ኲነታት ን ቆልዑ ብኸመይ ከረድእዎም ከም ዘለዎም ኣስተምህሮ...
ካርድ ቀረጽ ካብ ዝወጽእ ክልተ ኣዋርሕ እኳ እንተመልአ ክልተ ሚልዮን ዝኮኑ ኖርዌጃውያን ኣብ ካርዶም ዘሎ ናይ ቀረጽ...
ኣብ ዩክሬይን ዝካየድ ዘሎ ኲናት ጽልዋኡ እንተስፊሑ ብምባል ሰብመዚ ጥዕና ዞባታት ሽወደን ዘድሊ ዝበልዎ ምቅርራባት ይገብሩ ምህላዎም...
ኣውሮጳዊ ሕብረት ኣብ ልዕሊ ልሂቃን ሩስያ ትርር ዝበለ ስጒምቲ ክወስድ ሚኒስተር ሽወደን ኣብ ኣውሮዓዊ ሕብረት ሃንስ ዳልግረን...
ቀዳመይቲ ሚኒስተር ሽወደን ማግዳሌና ኣንደርሾን ብዛዕባቲ ኣብ ዩክሬይን ዝካየድ ዘሎ ኲናት ኣመልኪታ ብተሌቪዥን እተመሓላለፈ መግለጺ ሂባ። ናብ...
ልዕሊ 100 ዝኾኑ ጸሓፍቲ፡ ንነጻነት ሓሳብካ ምግላጽ ዝጣበቑ ኣክቲቪስት፡ ከምኡውን ተሸለምቲ ኖቤል ኣብ ዩክሬይን ዝካየድ ዘሎ ኲናት...
ብምክንያት ኣብ ዩክሬይን ዝካየድ ዘሎ ኲናት ኣስታት 370000 ዩክሬናውያን ካብታ ሃገር ምስዳዶም ላዕለዋይ ወኪል ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት...
ካብ ዝተፈላለየ ክፋላት ሃገርና ሰባት ናብ ፋርማሲታትና ይመጹና እዮም። ኣብ መንጎ ድሉው ዓይነት ኣዮዲንን ናይ ኣዮዲን ተወሰኽቲ...