ምምጻእ ሓድሽ ኣፍሪቃዊ ጅር ቫይረስ ኮሮና ብመጽንር ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት እታ ኣህጒር ዘኸተሎ መጠን መልከፍትን ሞትን ዓብዪ...
ንዝያዳ ሓበሬታ ብዛዕባ ክሮና
Sakuna: Where’s the vaccine ?! The Regional Director of Skona Prefecture, Alef Yunson, expressed his frustration at...
ስፖርታዊ ቅነ፡ እናቐረበ ኣብ ዝመጻሉ ዘሎ እዋን፡ ስግኣታት ምስፍሕፋሕ ለበዳ ኮሮና፡ ብኡ መንጽር እናዓበየ ይመጽእ ምህላዉ ኣባል...
ኮሚቴ ተመራመርቲ ዓለማዊ ውድብ ጥዕና፡ ንውጽኢት ክታበት ኣስትራዚኒካ ከምእንደገና ምስ ገምገሙ፡ እቲ ክታበት፡ ነቶም ልዕሊ 65 ዓመት...
ብመሰረት ኣብ ሃንጋሪ ዝተኻየደ መጽናዕቲ፡ እቶም ብ mRNA ዝፍለጡ ዓይነት ክታበታት፡ ፋይዘርን ሞደርናን ኣብ ልዕሊ እቶም ሓደስቲ...
በዓል መዚ ህዝባዊ ጥዕና ሽወደን፡ ኣብ መላእ ሃገር፡ ጸረ ኮሮና ክታበት ክወሃብ መደብ ሒዙ ከምዘሎ ይዝከር። በዚ...
ከምቲ ትጽቢት እተገብረሉ፡ መንግስቲ ሽወደን፡ ሎሚ ኣብ ዘውጽኦ ሓድሽ መምርሒ ንምክልኻል ምስፍሕፋሕ ቫይረስ ኮሮና፡ ኣብ ናይ ነዊሕ...
ቫይረስ ኮሮና ኣብ ቻይናዊት ከተማ ዊሃን ብኸመይ ክመሓላለፍ ክኢሉ ንዝብል መጎት ብዝምልከት ንምምርማር ክኢላታት ዓለማዊ ውድብ ጥዕና...
ስፖርታዊ ቅነ ኣብ ሽወደን፡ ኣብ ቀረባ እዋን ክጅምር እዩ። ነዚ ተኸቲሉ መንግስቲ ሽወደን፡ ምስፍሕፋሕ ለበዳ ኮሮና ንምግታእ፡...
ብዙሓት ኣብ ምምሕዳር ከተማ ስቶክሆሎም ዝርከቡ ሰብ መዚ፡ ክታበት ኮሮና ኣብ ዘይተራኦም ( መስርዖም ) ብቐዳምነት ድክሰዱ...