መንግስቲ ሽወደን ምስ ምስፍሕፋሕ ቫይረስ ኮሮና ኣድላዪ ስጒምቲ ንምትግባር ናብ ባይቶ ከይቀረበ ንምውሳን ዘኽእሎ እማመ ሕጊ ምውጽኡን...
ንዝያዳ ሓበሬታ ብዛዕባ ክሮና
ኣብ መዳይ ክንክን ጥዕና ከም ብሕታዊ ትካል ዝነጥፍ ዓብዪ ትካል ጥዕና ኣቴንዶ ኣብ ዘካይድዎ ንጥፈታት ጥዕና ዝያዳ...
ካብ ቻይና ዝመጸ መሳርሒ ናውቲ ሕክምና ናብ ሽወደን ኣብ ግዚኡ ብምብጽሑ፣ እዚ ሓገዝ ኣብ ምቅላል ዘሎ ሕጽረታት...
ኣብ መዓልቲ በዓል ፋሲካ ክጓዓዙ ዝደልዩ ዝለዓለ ሓላፍነት ኣለዎም ክብል ቀዳማይ ሚኒስተር ሉፊን ሓቢሩ። ንሱ ኲነታት ክኸፍእ...
እቲ ቢት ጽሕፈት ኣብቲ ማዓልታዊ ዝህቦ ዘሎ መግለጺ ዓበይቲ ዜጋታትና ብፍሉይ በዚ ቫይረስ ይጥቅዑን ይሞቱን ስለዘሎዉ፣ ንምክልኻልን...
ከተማ ስቶክሆልም ኣብ ኣብያተ ሕክምና ንዘገልግሉ ሰራሕተኛታት ዝዉዕል፣ እቲ ኣብ እዋን ሓደጋን ቅልዉላዉን ዘገልግል ስርዓተ ደሞዝን ምዉሳኽ...
በዓልመዚ ጥዕና ለበዳ ኮሮና ንምክልኻል የኽእል እዩ ዝበሎ ካልእ ሕጊ ኣብ ናይ ሎሚ ግዜጣዊ መግለጺ ተዋሂቡ። ነዚ...
ኣቐዲሙ ከምዚ ዝበለ ወረን ሓበሬታን ክጋዋሕ ምጽንሑ እንተኾነ ግና ሕማም ሽኮር ዘለዎም ሰባት ዝተፈልየ ተቓላዕነት የብሎምን ተባሂሉ።...
ኣቐድም ኣቢሉ ትኽ ዝበለ መስመር ብዝብል ክግለጽ ዝጸንሐ ዝርግሐ ለበዳ ኮሮና ኲነታት ይቕየር ምህላዉ ተገሊጹ። ሕላፊት ትንተና...
ዝኮነ ሰብ ኮነ ስፖርተኛታትን ዝተዋህበ ምኽሪ ውድድራት ደው ብምባል በብቅልቖም ኣብ ግዳም ልምምዳትኩም ኣካይዱ ሰብ መዚ ጥዕና...