ንሕማም ኮቪድ-19 ከሕዊ ይኽእል እዩ ብምባል ብመንገዲ ኢንተርኔት ክሽየጡ ዝፍተኑ ዘለዉ ትምዩናት (ናይ ሓሶት) መድሃኒታት ካብ ምግዛእ...
ንዝያዳ ሓበሬታ ብዛዕባ ክሮና
ኣብ ማሕበራዊ መዳይ ልዑል ኣገዳስነት ዘለዎም ሰባት ጥራይ እዮም ክሳፈሩ ዝኽእሉ ክብል SL ገሊጹ። ስቶክሆልም ህዝባዊ መጓዓዝያታት...
ቲግኒል፡ እንዳ መናበይ ዓበይቲ ዝረአ ዘሎ ለበዳ ቫይረስ ኮሮና እቲ ቀንዲ ሻቕሎትና እዩ ቀንዲ ምውሳኽ ቁጽሪ ናይቶም...
ሰበ ስልጣን ሽወደን ነቲ ካብ ቻይና ተገዚኡ ኣብ ዝቕጽል ሰሙን ናብ ሽወደን ክኣቱ ተዳልዩ ዝነበረ ብሚልዮናት ዝቑጸር...
ሚኒስተሪ ጒዳያት ወጻኢ እገዳ ጒዕዞ ሽወደን ክሳብ ሰነ 15 ክጸንዕ ምዃኑ ኣፍሊጡ። “ኣብዚ ሎሚ ናብ ውሽጢ ሃገር...
ንጉስ ሽወደን፡ ኣባሓጎታቶም ዝስእኑ ዘለዉ ቆልዑ የተሓሳስቡኒ ብምባል ሓዘኑ ኣብ ዝገለጸሉ፣ ቫይረስ ኮሮናን ንሽወደንን መላእ ዓለምን ኣጨኒቑ...
ኣብ ከተማ ስቶክሆልም ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ጫፍ ከምዝበጽሐን ብዝያድ ድማ ኣብ ዝቕጽል ክልተ መዓልታት ከፍልጥ ምዃኑን ምልክታት...
ህዝባዊ ጥዕና በዓልስልጣን ነዚ ዚስዕብ ሕቶን መልስን ኣኪቡ ኣሎ። እዚ ድማ ነቲ SARS-CoV-2 ጠንቁ ዝኾነ covid-19...
ሚኒስተር ውሽጣዊ ጒዳያት፥ ሕጂ ቀዳምነታትና ህዝቢ ምድሓን እዩ፥ ድሕሪኡ ምድሓን ቊጠባ ብምግባር ይሰርሓሉ ከምዘሎ ገሊጹ። ሚኒስተረ ውሽጣዊ...