ኣብ ዝሓለፉ ዉሑዳት ሳምንታት ጀሚሩ ብዝሒ ካብ ዓደግቲ ወርሓዊ መጉዓዓዚ ትኪት ባቡር ስቶክሆልም ብብዝሒ ምዉሓዱ፣ ወሃብ ቃል...
ንዝያዳ ሓበሬታ ብዛዕባ ክሮና
ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ኣብ ልዕሊ ዕዳጋታት ስራሕ ዓቢ ጽልዋ ከምዝፈጠረ ርዱእ እዩ። ከምሳዕቤኑ ድማ ኣብ ውሽጢ ሓደ...
ብሰንኪ ኮሮናቫይረስ ብዝሒ ናይቶም ኣብ ሽወደን ዝመጹ ደለይቲ ዕቝባ ከምዚጎደለ ቤት ጽሕፈት ኢመግረሽን ይሕበር። በዚ መስረት ሰረሕተኛታት...
ማሕበራት ዉሕስነት ሰራሕተኛታት ማለት Faket መንግስትን ዞባዊ ምምሕዳራትን፣ ዓቐን ዉሕስነት ክፍሊት ካሕሳን ናይቶም ኣብ ስራሕ እንዳሃሎዉ ብኮቪድ...
መብዛሕትኦም ተገልገልቲ ኩባንያ ቴልያ (Telia) ዝኾኑ ሽወደናውያን ነቲ ብመንግስቲ ዝወጸ ኣብ እዋን በዓላት ናይ ዘይምጋሽ መምርሒ ከም...
ብዝሒ ናይቶም ኣብ ስቶክሆልም ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኽፉ ሰባት ካብ ከባቢ ናብ ከባቢ ዝተፈላለየ እዩ። ኣብ ከባቢታት ሺስታ፡...
ብሰሉስ ዝተመዝገበ መጠን ወሰኽ ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ኣመልኪቱ ስክፍታ ዝመልኦ ተስፋ ከምዘሎ ኣማኻሪ ተመሓላለፍቲ ሕማማት ዝኾነ ኣንድሽ...
ኣብ ሽወደን ብሰንኪ ሕማም ኮቪድ-19 ዝሞቱ ሰባት እቶም ዝበዝሑ ካብ ሽወደን ወጻኢ ዝተወልዱ ወጻእተኛታት ኮይኖም ብቐደም ተኸተል...
ባንክ ሽወደን Swedbank ብሰንኪ ኮቪድ 19 ምስ ቅድሚኡ ዝነበረ ናይቲ ባንኪ ጸገማትን ተደሚሩ እብዚ ርብዒ ዓመት ገንዘባዊ...
ሽወደናዊት እንግሊዛዊት ኩባንያ Astra Zeneca ንሕሙማት ኮቪድ-19 ዝኸውን መድሃኒት ትፍትን ከምዘላ ተሓቢሩ። ንፍሉይ ዝኾን ዓይነት ሕማም መንሽሮ...