በዓልመዚ ሕዝባዊ ጥዕና ብመስረት ኣብዚ እዋን ዝርኤ ዘሎ ዝርግሔ ለበዳን ብዝሒ ሞት ግዳያት ኮቪድ-19 ካብ ግዜ ናብ...
ንዝያዳ ሓበሬታ ብዛዕባ ክሮና
ብመሰረት ኣብ ዘካየዶ ዳህሳስ ሞራል መንግስቲን በዓልመዚ ህዝባዊ ጥዕናን ሰማይ ከም ዝዓረገ ጋዜጣ ኣፍቶንብላዴት ጠቒሳ። ኣብ ወርሓ...
ብዛዕባ ቫይረስ ኮሮና ዘሎ መጠንቀቕታ ዕሽሽ ብምባል ሰባት ኣብ ማእከላይ ስቶክሆልም ይንቀሳቐሱ ምህላዎም ከም ዘጒሃዮ ክኢላ ተላባዕቲ...
በዓል መዚ ቁጽጽር ንልዕሊ 1000 ኣብ መላእ ምምሕዳራት ሽወደን ዝርከባ እንዳ መናበይ ዓበይቲ ምቁጽጻር ክገብር ሃቂኑ ከምዘሎ...
ኣብ እንዳ መናበይ ዓበይቲ ዝሰርሑ ኣባላት ጸረ ቫይረስ ኮሮና እኹል ዝኾነ ናውቲ መከላኸሊ እንተዘይተቐሪብሎም ካብ ስራሕ ደው...
ኣገልግሎት ህዝባዊ ጥዕና ንለበዳ ቫይርስ ኮሮና ንምግታእ ሓድሽ ስትራተጂ ንምምዕባል ሓላፍነት ከምዝተዋህቦም ቀዳማይ ሚኒስተር ሽወደን፡ ስቴፋን ሎቪን፡...
ኩባንያ መሸጣ ክዳውንቲ MQ ወግዓዊ ናይ ጠፈሻ ጠለቡ ናብ ቤት ፍርዲ ከምዘቕረበ ሓቢሩ። ጠንቂ ናይዚ ድማ ኣብ...
ብሰንኪ ኮቪድ 19 ዘስዓቦ ለዉጢ ካብ ንቡር ኩነታት ዝተተንከፈ ሃገራዊ ቁጠባ ሽወደን መጻኢኡ ኣብ ዘጠራጥር ኩነታት ከዝወደቐ፣...
ኦክስፎርድ ዩርኒቨርሲቲ፡ ብመንገዲ ቫይረስ ኮሮና ኣቢላ፡ ሓንቲ ካብተን ብሉጻት ዩኒቨርሲታት ዓለምና ምዃና ከምእንደገና ንምርግጋጽ ትጽዕር። ተመራመርቲ ናይዚ...
ብሰንኪ ሕማም ኮቪድ-19 ኣብ እንዳ መናበይ ዓበይቲ ዘጋጥም ናይ ሞት ተራዮታት ብዙሓት ሃገራት ዓለም ከም ዘይምዝግበኦን ስለዝኾነ...