እቲ SL እተባህለ ናይ ስቶክሆልም ኩባንያ መጎዓዝያ፡ ኣብዘን ዝሓለፋ መዓልታት ብዝሒ ተሳፈርቱብኽልተ-ሲሶ ከም ዝጎደለ ገሊጹ። ኩባንያ SL...
ንዝያዳ ሓበሬታ ብዛዕባ ክሮና
26% ሚእታዊት ካብ ህዝቢ ስቶክሆልም ክሳብ ባሕቲ ግንቦት ብለበዳ ኮሮና ክልከፍ ከም ዝኽእል ኤጀንሲ ህዝባዊ ጥዕና ኣብ...
ምስ እዚ ዘሎ ጽቡቅ ክሊማ ቀዳማይ ሚኒስተር ሽወደን ዜጋታት ብዛዕባ ለበዳ ኮሮና ጥንቃቐኦም ክቕጽሉ ኣተሓሳሲቡ። ቀዳማይ ሚኒስተር...
ሕማም ኮሮና ኣብ ኣውሮጳ ይላብዓሉ ኣብ ዘሎ እዋን ሰባት ብምኽንያት በዓል ብኸመይ ክጓዓዙ ከም ዝኽእሉ ዛጊት ንጹር...
ሽቕለት ኣልቦነት እዋናዊ ንምውሓድን ንነዊሕ ዝጠመተ መደብ ብዝሒ ኣባላት ሓለዋ ጥዕና ኣገጋውያን ንምድራዕን ዝዓለመ ንድፊ ብማሕበር ሰራሕተኛ...
ብምኽንያት ናይ ቅልውላው እዋን ኩንትራት ዝበዝሐ ሰዓት ዝሰርሑ ዝበዝሐ ክፍሊት ክወሃቦም እዩ። ዛጊት ንዝሓለፋ ክልተ ቕነ ኣብ...
ከተማ ስቶክሆሎም ብዕለት 15 ሚያዝያ ዝለዓለ ብዝሒ ብቫይረስ ናይ ዝተለኽፉ ሰባት ምምዝጋባ ላዕለዋይ ጫፍ ለበዳ ቫይረስ ኮሮና...
ካብ ትማሊ ሰሉስ ጀሚሩ መዓልታዊ ኣብ ልዕሊ 5000 ሰብ መርመራታት ሕማም ኮቪድ-19 ከምዝጀመረ ሓላፊ ክፍሊ ምርምር ካሮሊኒስካ...
ተለቪዥን ሽወደን፡ ኣብ ስቶክሆልም ዝርከቡ ሕሙማት ኮቪድ-19 ዝኾኑ ኣረጋውያን ምምሕያሽ የርእዩ ከምዘልዎ ትገልጽ። ኣብ መብዛሕትአን እንዳ መናበይ...
ኣብ ከባቢታት ሊክሲላ፡ ኦምዮን ሸልቭትዩ ዝርከባ መደበር ጥዕናታት ኣብ እዋን ለበዳ ኮሮና እቲ ዝወሓደ ቁጽሪ ናይ ልቢ...