ጽልዋ ቅልውላው ቫይረስ ኮሮና ኣብ ልዕሊ ሽወደን ንዝነወሐ እዋን ዝጸንሕ እዩ። ንኹሉ ብምዕጻው ካብ ቫይረስ ክንገላገል ንኽእል...
ንዝያዳ ሓበሬታ ብዛዕባ ክሮና
ካብቶም ኣብ ሶልና ዝርከብ እንዳ መናበይ ዓበይቲ “ ቢርጋ” ዝሰፍሩ ዝነበሩ 96 ኣረጋውያን እቶም 27 ከምዝሞቱ ናብ...
ንመጽናዕቲ ተባሂሉ ን50 ኣብ ትሕቲ ጽዑቕ ሕክምናዊ ምክትታል ዝርከቡ ሕሙማት ኮቪድ-19 ናይ ጸረ-ነብሳት መርመራ ክካየደሎም ምዃኑ ሆስፒታል...
ቆንስል ኣውራጃ ኡፕሳላ ን ሚኒስተር ፋይናንስ ማግዳሊና ኣንደርሰን ኣብ ዝጸሓፎ ደብዳቤ ቫይረስ ኮሮና ንምምካት ንዝፈሰሰ ፋይናንሳዊ ማል...
ኣብ ክፍሊ ትምህርቲ ቊጠባ ዝተኻየደ ሓድሽ መጽናዕቲ ከም ዘመልክቶ ሰለስተ ርብዒ ካብ ህዝቢ ሽወደን ለበዳ ኮሮን ንምዕጋት...
ኣብ መዕቆቢ ሓተቲ ዑቕባ ማዓስከራት ለበዳ ኮቪድ 19 ኣሻቓሊ ኮይኑ ከምዘሎ ኣገልግሎ ዜና ኤኮት ጸብጺቡ። ብመሰረት እቲ...
እቲ ለበዳ ኪዝርጋሕ ምስ ጀመረ፡ ፊንላንድ ካብ ሽወደን ንላዕሊ ቅየዳታት ኣተኣታቲ እያ። ሚካ ሳልሚነን፡ ሓላፊ ክንክን ጥዕና፡...
ኣብ ሽወደን፡ ቁጽሪ ናይቶም ብሕማም ኮቪድ-19 ዝሞቱ ሰባት ብመጠኑ ከምዝጎደለ ኣማኻሪ ጉዳያት ተመሓላለፍቲ ሕማማት፡ ኣንዲሽ ቲግኒል፡ ሓቢሩ።...
ኮሚተ ከባቢ ኣብ ከባቢ ማልም ዝርከባ ሸውዓተ ባራትን ኣብያተ ሻሂን ሰባት ብዝሕ ኢሎም ይዘናግዑለን ኣለዉ ክብል ኣጠንቂቑ።...
ብሪጣንያዊ ፕሮፌሰር ሕማማት ለበዳ ኒል ፈርጉሰን ኣብ ስቶክሆልም ዘሎ መጠን ሞት ሕሙማት ኮሮና እናዛየደ ይመጽእ ምህላዉን ምስ...