ኩባንያ ዛንድሴል (Zandcell)፡ ንባዕላዊ ወይ ብገዛእ ነብስኻ ዝግበር መመርመሪ ኮሮና ኣመልኪታ ምውዕዋዕን መሸጣን ንኸይተካይድ ብበዓል መዚ መድሃኒት...
ንዝያዳ ሓበሬታ ብዛዕባ ክሮና
ኣብ ካናዳ ዝመደበሮም ተመራመርቲ ጸረ ኮሮና ቫይረስ ዝኾነ መድሃኒት ኣብ ምድላው ይርከቡ ኣለዉ። እዚ ምርምር ኣብ ዓመተ...
ዝኾነ ዓይነት ምልክታት ሕማም ዘየርኣዩ 6% ካብ ኣባላት ሓለዋ ጥዕና ሆስፒታል ካሮለኒስካ ብኮሮና ቫይረስ ተለኺፎም ከምዝተረኽቡ ሓዲሽ...
ኣብ እዋን በዓል ፋሲካ ኣብ ዝተገብረ ኣጋጣሚ (Random) ናይ ጸረ-ነፍሳት መርመራታት፡ 10% ካብ ነበርቲ ስቶክሆሎም ብኮሮና ተለኺፎም...
ቀንዲ ግዳያት ናይ ቫይረስ ኮሮና ዝኾኑ ኣብ እንዳ መናበይ ዓበይቲ Gnosjo ዝነብሩ ኣረጋውያን ምሉእ ብምሉእ ካብ ሕማም...
እቲ ህቦብላ ንፋስ ግን ይቕጽል ኣብ ዝሓለፈ ክልተ ሳምንታት ብዝሒ ናይቶም ብኮሮና ዝሞቱ ሰባት ክጎድል ከምተራእየን ናይቲ...
ኣብ ትካል ካሮሊንስካ ሽወደን ዝሰርሑ ተመራመርቲ ቀዳማይ ገጽ ፈተነ ክትባት ጸረ ኮሮና ኣብ ማናቲለ ተፈቲኑ ኣዕጋቢ ውጽኢት...
ገለ ካብ ናይ ሎሚ ትሕዝቶ ዜና፡ 1. ኣብ ሃገረ ኣሜሪካ ጸረ ቫይረስ ኮሮና መድሃኒት ክዋሃብ ክጅምር እዩ...
ዋላኳ ካብ ቆንስል ከተማ ኬሮና ቊጥዐ እንተጋጠሞ መንገዲ ኣየር ስካንዲናቭያ ናብታ ከተማ ዝገብሮ በረራ ምቊራጹ ተገሊጹ። መንገዲ...
ኣብ ሉንድ ዩኒቨርሲቲ ዚርከቡ ሰብ ምርምር፡ ነቲ ምዝርጋሕ ለበዳ ኮሮና ዚከታተልን ኣቐዲሙ ዘጠንቅቕን መሳርሒ ኪፈጥሩ ከም ዚኽእሉ...