ንጹር ምልክታት ኮሮና ዘየርእዩ ሰራሕተኛታት ክሰርሑ ይሕተቱ ምህላዎም ውሽጣዊ ሰነዳት ሆስፒታል ካቶሎንስካ ብምጥቃስ SVT ሓቢሩ። እዚ ሰነድ...
ንዝያዳ ሓበሬታ ብዛዕባ ክሮና
ሰብመዚ ከተማ ስቶክሆልም ሽማግለታት ንምክልኻል ንጹር ናይ ሕጊ መምርሒ ከም ዘድልዮ ንበዓልመዚ ህዝባዊ ጥዕና ሓቲቱ። ለበዳ ኮሮና...
መንግስቲ ኣብ ዞባታት ዝካየድ ዘሎ መርመራ ኮቪድ-19ን ዝኸዶ ዘሎ ፍጥነትን ዘገምተኛ ብምዃኑ እቲ ፍጥነት ክውስኽ ይግባእ ክትብል...
ፈላስፋታት ብግብሪ ኣብ ቅድመ ግንባር ምምካት ለበዳ ኮሮና ተሰሊፎም ከይረኣዩና ይኽእሉ እዮም፥ ይዂን’ምበር ዝጻወትዎ ኣገዳሲ ተራ ኣለዎም።...
ቅልውላው ኮሮና ካብ ዝጅምር ኣትሒዙ 1672 ሰባት ኣብ ትሕቲ ኣሃዱ ጽዑቕ ሕክምናዊ ምክትታል ተኣልዩም። ኣብዚ ሕጂ እዋን...
ሰልፊ ሰንተር፡ ኣረጋውያን ከመይ ገይሮም ኮሮና ከይለኸፎምም ምስ ቤተሰቦምን ብጾቶምንኪራኸቡ ከም ዚኽእሉ መምርሒ ኪህብ ነቲ ወኪል ህዝባዊ...
ካብቶም ብዙሓት በዚ እማመ ብምኽንያት ለበዳ ኮሮና ዝተኸስተ ልዑል መጠን ሽቕለት ኣልቦነትን ካሕሳኡን ክኾኑ እዮም። ” ብመሰረት...
ዋና ኣማኻሪ ሕማማት ለበዳ ኣንደርስ ቲግኔል ኣብ ኣባይቲ ሽማግለታት ዝኽሰት ምልባዕ ለበዳ ብምግታእ ዝወሰደቶ ስጒምቲ ከም ኣብነት...
ኲነታቶም ከውሕሱ ዝንቀሳሳቐሱ ዘለዉ ኣውፈርቲ ዋጋ ወርቂ ንዝሓለፈ ሸውዓተ ዓመታት ተራእዩ ናብ ዘይፈልጦ ወሰኽ ዋጋ ከርኢ ምግባሮም...
ሚኒስተር ዕዮ ኤቫ ኖርድማርክ፡ ኣብ ሽወደን ብዝሒ ስራሕ ኣልቦነትን ምድስካልን ኣጸጋጋሚ ኩነታት ፈጢሩ ከም ዘሎ ገሊጻ። ኣብዚ...