ኣብ ምምሕዳር ክሮነብሪ ዝነብር ዝነበረ ብዕድመ ንኡስ ዝኾነ ሰብ ብቫይረስ ድሕሪ ምልካፉ ምስ ኣሃዱ ጥዕና ናይቲ ከባቢ...
ንዝያዳ ሓበሬታ ብዛዕባ ክሮና
ኣቐዲሙ መርመራ ዝግበር ዝነበረ ምልክታት እቲ ሕማም ተራእይዎም ናብ ሆስፒታል ንዝመጹ ሰባት ኮይኑ ምጽንሑ ዝፍለጥ እዩ። መንግስቲ...
ምስ ተወከልቲ ውሕስነትን ጥዕናን እቲ ኲባንያን ድሕሪ ዝተገብረ ዘተ ባቡር ከተማ ዮተበሪ ጽባሕ ረቡዕ 15 ስርሑ ክውዝፍ...
ማሕበር ንግድ ሽወደን ኣብ ዱካናትን ዕዳጋን ምፍንታት ብጽኑዕ ንኽትግበርን እዚ ይካየድ ምህላዉ መርመራ ክግበርን ጻውዒት ኣቕሪቡ። ልክዕ...
ብምኽንያት ኮሮና 44 ሽሕ ናይ ሕክምናዊ መጥባሕቲ ፕሮግራማት ምስራዙን ብጠቕላላ 157 ሽሕ ሕሙማት ኣብ ናይ መጸበዪ ግዜ...
ቤተ ሰብ መዋቲ ንስነ ስርዓት ቀብሪ ግዜ ከይወሰዱ ክፍጽምዎ ከምዝግባእ ሚኒስተር ባህልን ስፖርትን ሽወደን፡ ኣማንዳ ሊንድ፡ ኣዘኻኺራ።...
ብመሰረት ዝተኻየደ ሓዲሽ መጽናዕቲ፡ ካብ 11 ሽሕ ኣባላት ሆስፒታል ዩኒቨርስቲ ካሮሊኒስካ እቶም 15% ብኮሮና ከምዝተለኽፉ ዝሕብር ውጽኢት...
ብመሰረት መጸዋዕታ በዓልመዚ ህዝባዊ ጥዕና ካብ 15 ግንቦት ንደሓር ተመሃሮ ዝገብርዎ ዝተፈላለየ ኣገባባት ጽንብላት ከምኡ’ውን ናይ መንበሪ...
ምምሕዳራት ከተማ ሰብ እክብ ኢሉ ዝግልገለለን ኣብያተ መግቢ ንኽቐጽዓ ስልጣን ንኽወሃበን መንግስቲ እማመ ኣውጺኡ። ኣብ ኣብያተ መግቢ፥...
ኣብ ኦፕሳላ መጠነ ሞት ሽማግለታት ይውስኽ ምህላዉን ብጠቕላላ 38 ምሟቶምን ተገሊጹ። በዚ ድማ ምምሕዳር ከተማ ምስፍሕፋሕ እዚ...