ዝሓለፈ ሰሙን መርመራ ኮሮና እተገብረሎም ሰባት 28800 ጥራይ ምንባሩን እዚ ድማ ቊጽሪ ተመርመርቲ እናነከየ ምምጽኡ ዘረድእ እዩ...
ንዝያዳ ሓበሬታ ብዛዕባ ክሮና
TT ካብ 1መጋቢት ክሳብ 17 ግንቦት ኣብ ዘሎ ግዜ 73000 ሰባት ካብ ስራሕ ደው ከምዝበሉን ብጠቅላላ ኣብ...
ኣብ ክልተ ዞባታት ሽወደን ዝርክርባ ሆስፒታላት ብሰንኪ ፍርሒ ዝተበገሰ ኣብ እዋን ሕርሲ ብመጥባሕቲ ሕርሲ ክወልዳ ንዝደልያ ኣደታት...
ምስ ምጅማር እዛ ሒዝናያ ዘሎና ሰሙን ለበዳ ኮሮና ንምዕጋት ተባሂሉ ክትግበር ዝጸንሐ እገዳታት ቀስ እናበለ ይዘልቕ ምህላዉ...
ኖርዌይን ፊንላንድን ንወቕቲ ቱሪዝም ብምባል ዶበን ክኸፍታን እገዳ ጒዕዞ ሽወደን ክዕቅባን ይዝትያ ምህላወን ተመልኪቱ። ኣብ ዴንማርክ ብዙሓት...
ቅልውላው ኮሮና ዘግሃዶም ጉድለታትን ሕጽረታትን ኣብ ቀጻሊ ክእረሙን ክመሓየሹን ከምዝግባኦም ተረዲኡና ኣሎ። ሕክምናዊ ኣገልግሎት ንምርካብ ዝወሃቡ ዝነበሩ...
ብመሰረት ቊጽሪ ህዝቢ ሽወደን ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ዓለም ዝለዓለ እተባህለ መጠነ ሞት ለበዳ ኮሮና ኣመዝጊባ ክትብል ተሌቪዥን...
ዴንማርክ ኖርዌይን ፊንላንድን ንዕረፍቲ ሳመር ዶባት እንተተኸፊቱ ሽወደናውያን ለበዳ ኮሮና ሒዞምልና ክመጹ እዮም ዝብል ስግኣት ከም ዘልዎም...
ለበዳ ቫይረስ ምግታእን ነቶም ንሓደጋ ዝተቓልዑ ክፋል ሕብረተሰብ ምድሓንን እቲ ቀንዲ ዕላማ ናይቲ ሽወደን ኣንጻር ለበዳ ኮሮና...
ካርልሰን፡ ስትራተጂ ሽወደን ዕዉት እዩ፡ ናይ 90ታት ፖለቲከኛታት ብሞት ኣረጋውያትን ተሓተቲ እዮም ብምባል ቅሬትኡ የስምዕ። ለበዳ ቫይረስ...