ሰልፊ ሰንተር መንግስቲ ኣካይዱ ኣብ ኣታሕዛ ኮቪድ-19 ክቕይሮ ይግባእ ብምባል ዝሓሰቦ 5 ውጥናትን ኮቪድ-19 ንምክልኻል ዝያዳ መርመራ...
ንዝያዳ ሓበሬታ ብዛዕባ ክሮና
160 ሽሕ ዝኾኑ ነባሮ ሽወደን ነቲ ብ ሉንድ ዩንቨርሲቲ ዝተዳለወ ኣፕሊኬሽን መጸብጸቢ ምልክታት ኮቪድ-19 ካብ ኢንተርነት ዳውንሎድ...
“እዚ ኣብ መንጐ መንግስትን ዞባታትን ምንባብ ዘይምህላዉ ዘመልክት እዩ” ክብል ቀዳማይ ሚኒስተር ሉፊን ሎሚ ምስ ሬድዮ ሽወደን...
ብሰንኪ ለበዳ ኮሮና ንዝሰዓበ ቊጠባዊ ቅልውላው ንምሕዋይ ኣውሮጳዊ ኮሚሽን ናይ 750 ቢልዮን ዮሮ እማመ ምቕራቡ ተፈሊጡ። እዚ...
90% ካብቶም ሽወደናውያን ግዳያት ሞት ቫይረስ ኮሮና ልዕሊ 70 ዝዕድሚኦም ሽማግለታት እዮም ኔሮም። ካብዚኣቶም እቶም 49% ኣብ...
ኣምባሳደር ኢጣልያ ኣብ ሽወደን ነቲ ዋና ኣማኻሪ ሕማማት ለበዳ መንግስቲ ሽወደን ኣንደርስ ቲግኔል ኣብ ሬድዮ ሽወደን ዝገበሮ...
ኣብ ወርሓ ግንቦት መጠነ ሞት ሕሙማት ኮሮና ሽወደን እናነከየ ምምጽኡ ክፍሊ ስታቲስቲክስ ኣመልኪቱ። እዚ ምንካይ ብፍላይ ኣብ...
ሓደ ኣብ ከባቢ ኦስተርቡተን ዝሰርሕ ፊንላዳዊ ሓኪም፡ ብዛዕባ ኣብቲ ከባቢ ዝተረኽቡ ግዳያት ኮሮና ዝኾኑ ሰባት ኣመልኪቱ፡ ኣብ...
ምምሕዳር ኮሮና ኣብ ሰሙን 40 ሽሕ ተቐማጦ ዝምርመርሉ ፕሮግራም ክትፍኑ እያ ተባሂሉ። ብመሰረት እዚ ፕሮግራም “ፍሉይ ንጥፈት...
በዓልመዚ ህዝባዊ ጥዕና ኣብ ዘውጽኦ ሓድሽ መምርሒ ኣብ እዋን ለበዳ ኮሮና ጾታዊ መጻምዲ ምብዛሕ ወይ ምስ ቡዙሓት...