ሽወደን፡ ንሰለስተ ዓይነታት ቫይረስ ኮሮና ከም ዝተቓልዐት፡ እቶም ክልተ ከምቶም ኣብ ዓዲ ጣልያን ዝተራእዩ ዓይነታት ቫይረስ ክኾኑ...
ንዝያዳ ሓበሬታ ብዛዕባ ክሮና
ዋና ተጸዋዒ ሕማም ለበዳ ኮሮና መንግስቲ ሽወደን ኣንደርስ ቲግኔል ህላዌ ኮሮና ኣብ ሽወደን ይቕንጠጥ ምህላዉ ኣመልኪቱ። ንሱ...
መንግስቲ ሽወደን ለበዳ ኮሮና ንምክልኻል ዝተጠቀመሉ ስትራተጂ ጉጉይ ከምዝነብረ ኣብ ናይ ትማሊ ዝተገብረ ናይ መንግስትን ተቓወምትን ናይ...
ናይ ክልተ ሰዓት ደረት እኳ እንተተነብረሉ ምንቅስቓስ ሽወደናውያን ክውስኽ ከም እተራእየ ሓበሬታ Telia ኣመልኪቱ። ሓደጋ ለበዳ ኮሮና...
ኣብ ዓበይቲ ከተማታት ማልሞን ሄልሲንቦሪን ዝግበር መስርሕ መርመራ ኮሮና ክዛይድ ምዃኑ ሓላፊ ኮሚቴ ምምሕዳር ስኮነ፡ ኦልፍ ዮንሰን፡...
ግዜ ንድሕሪት ክትመልሶ እንተ ዝከኣል ኔሩ፡ ለበዳ ኮሮና ቫይረስ ንምቁጽጻር ዝወሰድናዮም ስጉምታት ብዝተመሓየሹ ኣገባባት ምተካእናዮም ኔርና ክብል...
ሽወደን ለበዳ ኮሮና ንምግታእ ዝያዳ ኣድላዪ ስጒምቲታት ምውሳድ ከድልያ እዩ ክብል ዋና ተጸዋዒ ሕማማት ለበዳ ኣንደርስ ቲግኔል...
ሽወደን፡ ብመጠኑ ዝነኣሰ እንተዘይኮይኑ ንኻልኣይ ግዜ ከጓንፋ ዝኽእል ዓቢ ዝኾነ ማዕበል ለበዳ ኮሮና ቫይረስ ኣይክህሉን እዩ ክትብል...
ቀዳማይ ሚኒስተር ሽወደን ስቲፈን ሉፊን መንግስቱ ቅድሚ ሳመር ምእታዉ ከበዳ ኮሮና እትምርምር ሃገራዊ ኮሚተ ከጣይስ ምዃኑ ሓቢሩ።...
ኣብ ሽወደን ምስፍሕፋሕ ኮሮና ኣዝዩ ልዑል እኳ እንተሎ ኣብ ዝሓለፋ ቀረባ ሳምንታት ምንቊልቋል ከም ዘርኣየ ንጥዕና ሽወደን...