ኖርወይ፡ ንለበዳ ኮሮና ኣብ ምክልኻል ዝሓሸ ምንቅስቓስ ትገብር ኣላ ዝበለት ቀዳማይቲ ሚኒስተር እታ ሃገር፡ ኣርና ሱልበሪ፡ ኣብያተ...
ንዝያዳ ሓበሬታ ብዛዕባ ክሮና
ካብ ጽባሕ ሓሙስ ዕለት 01/10/2020 ጀሚሩ፡ ናብ እንዳ መናበይ ዓበይቲ፡ ምብጻሕ ክጅመርን እቲ ብሰንኪ ለበዳ ኮሮና ጸኒዑ...
ሬድዮ ሽወደን ኣብ ዘቕረቦ ጸብጻብ፡ ኣብ ከም በዓል ቬስተርቡተን፡ ዳላርናን ስቶክሆሎምን ዝኣመሰላ ምምሕዳራት፡ ምስፍሕፋሕ ለበዳ ኮሮና ይረአ...
ካልኣይ ማዕበል ለበዳ ኮሮና፡ ኣብ መላእ ኤውሮፓ፡ ይቀላቐል ኣብ ዘሎ እዋን፡ መምርሒታትን ምኽርታትን ሰብ መዚ ጥዕና ከም...
ሽወደናዊ ኮኾብ ተጻዋታይ ኩዕሶ እግሪ፡ ዛላታን ኢብራሂሞቪች፡ ብኮሮና ቫይረስ ከም ተለኽፈ ምንጭታት ኣረጋጊጾም። ክለብ ኤሲ ሚላን፡ ሎሚ...
ካብ ሎሚ ዕለት 24/09/2020 ጀሚሩ፡ ናብ ሽወደን ዝግበር ዝኾነ ዓይነት መገሻ ፍቑድ ምዃኑ፡ ወጻኢ ጉዳያት ኣውስትርያ ገሊጹ...
ኣብ ርእሲ ከተማ ኖርወይ፡ ኦስሎ፡ ካብቲ ብቕድሚ ትማሊ ዝተመዝገበ መጠን መልከፍቲ ኮሮና፡ ትማሊ መዓልቲ፡ ብዕጽፊ ብምውሳኹ ካብ...
ትማሊ ዕለት 22/09/2020፡ ሽወደን፡ 5 ብኮሮና ዝሞቱ ሰባት ኣመዝጊባ። በዚ ድማ፡ ጠቕላላ ድምር ናይቶም ብኮሮና ዝሞቱ ሰባት...
ካብ ትማሊ ዓርቢ ጀሚሩ፡ ቁጽሪ ናይቶም ብኮሮና ዝተለኽፉ ሰባት ክውስኽ ከምተራእየን፡ ክሳብ 22 ሰባት፡ ብኮሮና ከምተለኽፉን መብዛሕትኦም...
ሩስያ ኣብ ዓለምና ናይ መጀምርያ ናይ ኮሮና ቫይረስ ክትባት ኣዳልያ ከምዝወደኤት ብመንገዲ ፕሬዘዳን እዛ ሃገር ቭላድሚር ፑቲን...