ኣብ ከተማ ዮተቦሪ እትርከብ መባእታ ቤት ትምህርቲ፡ ብሰንኪ ኣብ መማህራንን ተማህሮን ዝተራእየ ሓድሽ ምስፍሕፋሕ ለበዳ ኮሮና፡ ትምህርታዊ...
ንዝያዳ ሓበሬታ ብዛዕባ ክሮና
ኣብ ስቶክሆሎም፡ ምውሳኽ መጠን መልከፍቲ ኮሮና ይቕጽል ኣሎ ክብል በዓል መዚ ጥዕና’ዚ ምምሕዳር ገሊጹ። ኣብ ዝሓለፉ ኣርባዕተ...
ውሩይ ተጻዋታይ ኩዑሶ እግሪ ዓለምና ክርስትያኖ ሮናልዶ ምስ ሃገራዊት ጋንትኡ ኣብ ዝነበረሉ እዋን መርመራ ኮሮና ኣካይዱ ኣወንታዊ...
ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን፡ ምስፍሕፋሕ ለበዳ ኮሮና፡ ኣብ እንዳ መናበይ ኣረጋውይን፡ ምውሳኹ ተፈሊጡ። እዚ ተኸሲቱ ዘሎ ተርእዮ፡ ኣብ...
ኣብ ዮኒቨርስቲ ኦምዮ፡ ዓሰርተ ሓደ ተማሃሮ፡ ብቫይረስ ኮሮና ከምተለኽፉ ተረጋጊጹ። በዓል መዚ ጥዕና’ቲ ከባቢን ምምሕዳር’ቲ ዩኒቨርስቲን ብሓባር...
ሚኒስተር ላዕለዋይ ደረጃ ትምህርቲ ሽወደን፡ ማቲልዳ ኢርንክራንስ፡ ነቲ ኣብ ምስፍሕፋሕ ለበዳ ኮሮና ኣበርክቶ ከምዝነበሮ ዝንገረሉ፡ ብተማሃሮ ላዕለዋይ...
ብሰንኪ ቫይረስ ኮሮና፡ ብዙሓት ኣባላት ሆስፒታል ኖርታልያ፡ ናይ ሕማም ዕረፍቲ ብምውሳዶምን ምስፍሕፋሕ ለበዳ ኮሮና ኣብ መንጎ ኣባላትን...
ኣብ ወርሒ መስከረም፡ ዝርገሐ ቫይረስ ኮሮና፡ ብዕጽፊ ምዕባዩን ኣብ ጽድያ ናብ ዝነበሮ ደረጃ ክብ ምባሉን ተመራመርቲ ኮለጅ...
ኣብ ሆስፒታላት ሽወደን፡ ጽዑቕ ሕክምናዊ ምክትታል ዘድልዮም ሰባት፡ እናበዝሐ ምምጽኡ ተሓቢሩ። ኣብዚ ዝተጠቕሰ ግዜ፡ ቁጽሪ ናይቶም ኣብ...
ኣባላት ስድራቤት ናይ ሓደ ብኮሮና ዝተለኽፈ ሕሙም፡ ኣብ ገዛ ክውሸቡ ከምዝግባእ፡ በዓል መዚ ህዝባዊ ጥዕና ሽወደን ኣብ...