ልዕሊ 70 ዓመት ንዝዕድሜኦምን ተነቀፍቲ ንዝበሃሉ ክፋል ሕብረተ ሰብን ወጺኡ ዝነበረ ፍሉይ ናይ ኮሮና መምርሒታት ክስረዝ ምዃኑን...
ንዝያዳ ሓበሬታ ብዛዕባ ክሮና
ወጻኢ ጉዳያት ሽወደን፡ ናብ ኢስቶንያ፡ ላትቪያ፡ ሊትወንያን ኣየርላንድን ብዘይተደልየ ምኽንያት ክሳብ 4 ሕዳር ዘሎ ግዜ ንኸይግየሽ ሎሚ...
ኣብ ክሩኖባሪ ዝርከባ ሆስፒታላት፡ ቪክኾን ሊዩንቢን ብሰንኪ ብዝሒ ቁጽሪ ብሕማም ኮቪድ-19 ዝተለኽፉ ሰባት፡ ናይ ስራሕ ጸቕጢ ኣጋጢወን...
በዓል መዚ ጥዕና ሽወደን፡ ብጉዳይ ምስፍሕፋሕ ለበዳ ኮሮን ብዝምልከት፡ ምስ ሓካይም ምክልኻል ለበዳ ድሕሪ ዝገበሮ ርክብ፡ ኣብ...
መንግስቲ ሽወደን፡ ንምምሕዳራትን ካልኦት ፖለቲካውያን ኣካላትን፡ ምስፍሕፋሕ ለበዳ ኮሮና ንምግታእ ዝሕግዙ ኣገባባት ንኸተኣታትዉ ዘኽእል ተወሳኺ ስልጣን ዝህብ...
ኣብ ደቡብ ሽወደን ፡ ምምሕዳር ስኮነ፡ ግዳያት ሕማም ኮቪድ-19፡ ካብ መዓልቲ ናብ መዓልቲ እናወሰኹ ይኸዱ ምህላዎም ጸብጻባት...
ኣባላት ኤውሮፓዊ ሕብረት ዝኾና ሃገራት፡ በብዝመስለን ኣገባብ ናይ መገሻ ወይድታት ከተግብራ ምጽነሀን ይፍለጥ። እንተኾነ፡ እዞም ኣገባባት እዚኣቶም፡...
ንጽባሕ ሰኑይ ዕለት 19/10/2020 ኣብ ከተማ ኡፕሳላ፡ ብመንገዲ በዓል መዚ ጥዕና ሽወደን ክውሰን ተመዲቡ ዝነበረ ከባብያዊ ቀይዲታት፡...
ካብተን 21 ምምሕዳራት ሽወደን፡ ምስፍሕፋሕ ለበዳ ኮሮና፡ ኣብ 17 ምምሕዳራት ብናህሪ ይውስኽ ምህላዉ ካብ ቤት ምኽሪ እዘን...
ኣብ ከተማ ኦብሳላ ዝረአ ዘሎ ናህሪ ምስፍሕፋሕ ለበዳ ኮሮና ንምቁጽጻር፡ ካብ ስኑይ 19/10/2020 ጀሚራ፡ እታ ቀዳመይቲ ከባብያዊ...