ብምኽንያት ምውሳኽ ለበዳ ኮሮና፡ በዓልመዚ ህዝባዊ ጥዕና ሽወደን፡ ኣብ ኣውራጃ ስኮናን ኣፕሳላን ጥብቕ ዝበለ መምርሒታት ምውጽኡ ተገሊጹ።...
ንዝያዳ ሓበሬታ ብዛዕባ ክሮና
ኣብ ምምሕዳር ኦረብሮ እትርከብ፡ መዋእለ ህጻናት ኦስተሪንገን፡ ብሰንኪ ኣብ ልዕሊ ኣባላት’ታ መዋእለ ህጻናት ዘጋጠመ ርጉጽ መልከፍቲ ኮሮናን...
መንግስቲ ኖርወይ፡ ንመምርሒ ቀይድታት ኮሮና ከትርር ምዃኑ፡ ሎሚ ገሊጹ ክብል SVT ሓቢሩ። ኣቐድም ኣቢላ፡ ኦስሎ፡ ኣብ ህዝባዊ...
ኣባላት ናይ ሓንቲ ካብ ቀንዲ ሆስፒታላት ለንደን (ዓዲ እንግሊዝ) ምዃና እትፍለጥ ሆስፒታል፡ እቲ ብኩባንያ ኣስትራ ዚኒካ ዝፈረየ...
በዓልመዚ ምቁጽጻር ለበዳ ኣውሮፓዊ ሕብረት፡ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፡ ኣውሮፓ፡ ብኻልኣይ ማዕበል ለበዳ ኮሮና ትጥቃዕ ምህላዋ ብምምልካት፡ ነገራት...
መጠን መልከፍቲ ኮሮና ኣብ ምምሕዳር ስቶክሆሎም ብልዑል ናህሪ ይውስኽ ምህላዉ በዓል መዚ ህዝባዊ ጥዕና ስቶክሆሎም ሓቢሩ ክብል...
ምስፍሕፋሕ ለበዳ ኮሮና ንምግታእ፡ ካብ ዝቕጽል ሰሙን ጀሚሩ፡ መንግስቲ ኖርወይ፡ ሓደስቲ ቀይድታት ክእውጅ ምዃኑ ቀዳመይቲ ሚኒስተር ኖርወይ፡...
በዓል መዚ ህዝባዊ ጥዕና ኖርወይ፡ ናብ መላእ ከባቢታት ሽወደን ዝግበር መገሻታት ክቋረጽ ከምዝግባእ ምኽርታቱ ኣመሓላሊፉ። ዝሓለፈ እዋን፡...
ኣብ ስፖርታውን ባህላውን ጽምብላት ተፈቒዱ ዝነበረ ናይ 50 ሰባት ምትእኽኻብ፡ ናብ 300 ሰባት ክእከቡ ዘፍቅድ መምርሒ፡ ቀዳማይ...