ኣብ ምምሕዳር ከተማ ዮቶቦሪ ዝርከቡ ተማሃሮን ኣባላትን ናይ 50 ዝኾና ቤት ትምህርታት፡ ብቫይረስ ኮሮና ይልከፉ ከምዘለዉ ምምሕዳር...
ንዝያዳ ሓበሬታ ብዛዕባ ክሮና
ኣብ ኣቨኒን (Avenyn)፡ ዮቶቦሪ፡ ዝርከብ ቤት መግቢ፡ ዓማዊሉ ካብ ሕማም ኮቪድ-19 ነጻ ምዃኖም ንምርግጋጽ፡ ሙቐት ሰውነቶም እናዓቀነ...
ሓደ ንቀዳማይ ሚኒስተር ሽወደን፡ ስቴፋን ሎቪን፡ ቀረባ ዝኾነ ሰብ ምስ ካልእ ድሒሩ ብኮሮና ቫይረስ ከምተለኽፈ ዝፈለጠ ሰብ...
ምምሕዳር ኦፕሳላ፡ ሎሚ ካብ ሰዓት 1:00 ድ.ቐ. ዝጀመረ፡ ኣብ ልዕሊ ሰራሕተኛታቱ (stabsläge) ናይ ህጹጽ እዋን ሓደጋ ከም...
ገለ ኣብ ናይ ሎሚ ዜና፣- ባዓል መዚ ጥዕና ሽወደን ምልባዕ ቫይረስ ኮሮና ንምግታእ ብደረጃ ዞባታትን ሃገርን ሓድሽቲ...
ምምሕዳር ሊንሾፒን፡ ዋንነት’ታ ምምሕዳር ዝኾኑ መሐንበሲን ባህላውን ማሕበራውን ንጥፈታት ዝካየደሎም ቦታታት ክዓጹ ምዃኑን ብተወሳኺ ድማ ብጀካ ንትምህርታዊ...
ንመርመራታት ኮሮና ተባሂሉ ዝግበር ወጻኢታት ንምሽፋን፡ መንግስቲ፡ ናይ 3 ቢልዮን ክሮን ተወሳኺ ገንዘብ ክድጉም ምዃኑ ተመባጺዑ ክብሉ...
ኣብ ምምሕዳር ኦስተርጎትላንድ፡ መጠን መልከፍቲ ኮሮና እናዛይደ ይመጽእ ስለዘሎ፡ እታ ምምሕዳር፡ መምርሒታት ከባብያዊ ቀይድታት ኮሮና ንኸተመሓላልፍ ምእንቲ፡...