ኣሜሪካዊ ኩባንያ ሞደርና፡ ናይቲ ዘማዕበሎ ጸረ ኮሮና ክታበት ውጽኢት፡ ኣብ ሳልሳይ መድረኽ ፈተነ፡ ኣድማዕነቱ ክሳብ 95% ምብጽሑ...
ንዝያዳ ሓበሬታ ብዛዕባ ክሮና
ኣብ መላእ ሃገረ ሽወደን፡ ብዝተራእየ ቅሉጡፍ ምልባዕ ቫይረስ ኮሮና ኣብ ካልኣይ ማዕበል ለበዳ ተኣትዩ ብምህላዉ መንግስቲ ሽወደን፡...
በዓልመዚ ህዝባዊ ጥዕና ሽወደን፡ ለበዳ ቫይረን ንምቁጽጻር፡ ኣብ ልዕሊ ተቐማጦ ያፍለበሪን ቫስተርኖርላንድን ዝተረረ ከባብያዊ ቀይድታት ኮሮና ከምዝወሰነ...
ኣብ ስቶክሆሎም፡ እቶም መርመራ ኮሮና ቫይረስ ንኽገብሩ፡ ቀዳምነት ዝወሃቦም ኣካላት፡ እቶም ኣብ እንዳ መናበይ ዓበይቲ ዝሰርሑን ኣብኡ...
ኣብ መላእ ሽወደን መርመራታት ኮሮና ንምክያድ፡ መንግስቲ፡ ሰሙናዊ ክሳብ 270 ሚልዮን ክሮና ወጻኢ ክገብር ከምዝጸንሐ ዝፍለጥ ኮይኑ፡...
ካብ ዕለት 15/11/2020 ጀሚሩ ክሳብ 31/01/2021 ኣብ ዘሎ ግዜ፡ ዜጋታት ሽወደን፡ ካብ ሃገራት ኤውሮፓዊ ሕብረት ወጻኢ፡ ንዘካይድዎም...
ኣብ ስቶክሆሎም፡ ሓደ ካብ ሓሙሽተ መርመራ ኮሮና ዝገብሩ ሰባት፡ ብቫይረስ ዝተለኽፈ ምዃኑ በዓል መዚ ጥዕና’ታ ምምሕዳር ኣረጋጊጹ።...
ኩለን መባእታ ቤት ትምህርታት፡ ንሰራሕተኛታተን ካብ መልከፍቲ ኮሮና ንምክልኻል ዘድልዩ ናውቲ ክቕርባ፡ በዓል መዚ ምክትታል ናይ ስራሕ...